Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 915 ሰባት እንትርከቡ 11 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 957 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 915 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 1 ሺሕን 441 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ ኣብ መላእ ኢትጵያ ይኽበር ኣሎ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጅ ዑመር እድሪስ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ህዝበ ሙስሊም እዚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 805 ሰባት እንትርከቡ 10 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 786 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 805 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን413 ሺሕን 397 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንመላእ ህዝበ ሙስሊም እንኳዕ ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ዓረፋ ንኢትዮጵያውያን…

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንመበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣  23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት መበል 1 ሺህን 441 በዓል ዒድ ኣልኣድሃ(ዓረፋ) ምኽኒያት ብምግባር ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብብርኪ ሃገር ካብ ዝተትሓዘ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ዓመተ 2012 ክሳብ ሐዚ 83 ሚኢታዊ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ምትካል ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ተዛቲዮም   

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ሱዳን ሳልቫ ኪር ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኒሃል ዴንግ ኒሃልን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳያት ብፍላይ ድማ ኣብ ልምዓት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 610 ሰባት እንትርከቡ 14 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 760 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 610 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ን403 ሺሕን 611 ሰባት ብመሰረት ዝተገበረ ምርመራ…

ልዕልነት ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣካላት መንግስቲ፣ ኣመራርሓታት ገዛኢ ፓርቲ ይኹኑ ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካ ተፈፃሚ ምዃኑ ቆራፅ ቅዋም መንግስቲ ዘርኢ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ልዕልነት ሕጊ ኣብ ልዕሊ ኣካላት መንግስቲ፣ ኣመራርሓታት ገዛኢ ፓርቲን ኣባላት ፓርቲታት ፖለቲካን ተፈፃሚ ምዃኑ ቆራፅ ቅዋም መንግስቲ ዘርኢ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉዎም ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣይተ ኣደም ፋራሕ፥ ናይ ሓባር መፍትሒ ዝደሊዩ ዛዕባታት ናብ ክልቲኦም ትካላት ከምዝመፅኡ ገሊፆም።…