ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪካ መከላኸሊ መሳርሒታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብምክፍፋል ትዋፅኦ ዘላ ግደ ምስጋና ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብኢኒሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ-ጃክ ማ ኣቢላ ንሃገራት ኣፍሪካ መከላኸሊ መሳርሒታት ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብምክፍፋል ትዋፅኦ ዘላ ግደ ምስጋና ኣቕሪቡ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ንቀዳማይ…