ደቡብ ኮሪያ ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ምስ ዝተፈላለዩ ትካላት እታ ሃገር ብምትሕብባር ገንዘብን ኣቑሑት ሕክምና መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮናን ንኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ፥ 28 ሺሕን 33 መመርመሪ ኪታት፣ 150 ሺሕን 400 መሸፈኒ ገፅ፣ 60 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ…