Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ኣለዎ – ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምዕጋት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍካ ዘይትካእ ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም። ዘተ “ዓለም ለኸ ኢኒሸቲቭ ሓደ መንገዲ ሓደ ቁልፊ” ትማሊ ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ተሳሊጡ። ስግኣት…

ኢትዮጵያ “ዴክሳሜታዞን”  ኣብ ረብሓ ምውዓል ብዝምልከት  ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ዴክሳሜታዞን” ዝተብሃለ መድሓኒት ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ብፅኑዕ ንዝሓመሙ ሰባት ካብቲ ሕማም ንኽገላገሉ ዝሕግዝ ኢዩ ምባሉ ስዒቡ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ መፅናዕትታት ተተኣኻኽብ ከምዘላ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ተመራመርቲ ብሪታኒያ ቅድሚ ውሱናት መዓልታት…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 853 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 195 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ ቫይረስ…

ኣብ ትግራይ ተወሰኽቲ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 283 ሰባት ምርመራ ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ዝተረኸቦም ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍዐሊጡ። እቶም ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ወገናት፥ 10 ደቂ ተባዕትዮን 2…

ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ትዊተር ገፁ፥ “257 ሚሊየን ህዝብታት ምብራቕ ኣፍሪካ ጥንኩር ኣመራርሓ ኢትዮጵያ…

“ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገባሪ ሓዳግነት ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ”-ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)“ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገባሪ ሓዳግነት ብቕልጡፍ ተዳኺሙ ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ ኢዩ” ክብሉ ነበር ሚኒስትር ማይን ኢነርጂንንን ኣብ ሩሲያ ፍሉይ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ኣምባሳደርን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና – ኣፍሪካ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና - ኣፍሪካ ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ብሓድነት ጠጠው ምባል ዘለዎ ኣድላይነት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብዚ…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ ኣብ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 274 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሳባት ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…

ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ደጋሎ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ጉዳያት…

ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓደ ሽቶ ሓምለዋይ ዓሸራ ምንካይ ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ ዓለም ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ብርሰት ኣግራብን ለውጢ ከባቢ ኣየርን ምስ ካልኦት መበገሲታት ተፀምቢሮም፥ በቢዓመቱ ኣብ ኢትዮጵያ ልዑል ምጉሕጓሕ ልሙዕ ሓመድ…