ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዝካየድ ጉዕዞ ዓድዋ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 አዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ንምዝካር ዘዳለዎ ጉዕዞ ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብ መበገሲ እቲ ጉዕዞ፥ ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ዶክተር ሂሩት ካሳው ሓወዊሱ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ ሰልጠና ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ምክያድ ጀሚሩ። ስልጠናው በኦሮሚያ ክልል ጅማ ከተማን ጨምሮ በሰንዳፋ ፣ አዳማ እና ባቱ መካሄድ ጀምሯል። እቲ ሰልጠና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ፣ ሰንዳፋ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ምጥያሹ ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተነሓናሕቲ ሓይሊታት ደቡብ ሱዳን ሓባራዊ መንግስቲ ንምጥያሽ ብምብቀዖም ዝተሰመዖም ሓጎስ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪርን መራሒ ጉጅለ ዓመፅቲ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ሪክ ማቻርን ብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ተገይሩሎም Gebremariam Weldegerima Feb 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 60 ዜጋታት ምሕረት ገይሩሎም። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንኢቢሲ ከምዝበልዎ፥ መንግስቲ ክሲ 60 ዜጋታት ብምቁራፅ ምሕረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ረቂቕ ሰነድ ብሄራዊ ፖሊሲን ስትራቴጂን ማይ ትኹረት ዝገበረ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሽ በቀለ፥ እዋኑ ዝሓቶ ዝተመሓየሸ ፖሊሲ ምስንዳእ ኣድላዪ ብምዃኑ እቲ መድረኽ ዘተ ምድላዉ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲታት ፖለቲካ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት ከማልኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ንስርዓት ምዝገባ ዝሕግዙ ከማልእዎም ዝግብኡ ዝርዝር ጉዳያት ክሳብ 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ከማልኡ ከምዝግባእ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቁፅሪ ኣዋጅ ምዝገባን ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካ 1162/2011…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ዘገልገሉ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ /Economist/ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብዚ ዓለም ተፈሊዮም። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም ኣብ ሕክምና ፀኒሖም ሎሚ…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብውልቀ ሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ዘኽእል ምድላዋት ከምዝተወገነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ብሰብሃፍቲ ተጋሩ ክውነን ይግባእ ክብል ቤትምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊ እቲ ትካል ኣይተ ኣሰፋ ገብረስላሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፌደራል መንግስቲ ዝተፈላለያ ትካላት ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቢዪ ፆም ምእመናን ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ዝዕቀቡሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናንን ምእመናትን ኣብ እዋን ዓቢዩ ፆም ካብ ፅልኢ፣ በደልን ቂምን ክዕቀቡ ከምዝግባእ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲባ። ፓትሪያሪክ ርእሳነ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣምቦ ኣብ ልዕሊ ንድጋፍ ሰልፊ ዝወፅኡ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ቆሲሎም Gebremariam Weldegerima Feb 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣምቦ ትማሊ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድን ሰልፊ ብልፅግናን ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ልዕሊ ዘካይዱ ዝነበሩ ሰባት ብዝተደርበየ ቡምባ 29 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ፓሊስ ኦሮሚያ ኣራርሳ መርደሳ ኣብ ዝሃብዎ…