ኤጀንሲ መረብ ደሕንነት ኢንፎርሜሽን ካብ ምንኽኻእ ናፃ ዝኾነ መሳርሒ መናፅሂ ኢድ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ለጊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ሰነ፣ 2012፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መረብ ደሕንነት ኢንፎርሜሽን ምግፋሕ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ካብ ምንኽኻእ ናፃ ዝኾነ መሳርሒ መናፅሂ ኢድ ብምድላው ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ለጊሱ።
ዋና ዳይሬክተር ኢቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ንቀዳማይ…