ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ኣምባሳደር ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጄምስ ሞርጋን ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ጄምስ ሞርጋን ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበሉዎ፥ ደቡብ ሱዳን ንብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ኣብ ዝኾነ ይኹን ተግባር ኢዳ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና – መንግስትን ትግራይ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ “መኸተና ንኩለመዳያዊ ዓወታትና” ክኸውን ይግባእ ክብል ኣብ ዘውፀኦ ሰሙናዊ መልእኽቲ ገሊፁ። እቲ ቢሮ ኣብ መልእኽቱ፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምምካት ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ብፍላይ ድማ ብመንግስቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት እንትርከቡ 1 ሰብ ድማ ህይወቱ ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 798 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 169 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሓደ ሰብ ህይወቱ ከምዝሰኣነ እውን ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎድና ጎድኒ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ደም ናይ ምልጋስ ተግባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ፀዊዐን። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ደም ተረኺቦም ደም ለጊሶም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ሃገር ለኸ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገር ለኸ ወፍሪ ምርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ዓሸራ ኣብ ሃዋሳ ኣጀሚሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ብሓባር ብምዃን ኢዮም ኣብ እምባ ታቦር እቲ ወፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 አዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዝውዕል ናብ ብር 51 ሚሊየን ዝፅጋዕ ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ካብ ናይ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ክልተ ወርሒ መሃያ ተነኪዩ ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመኸተ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 8 ሚልዮን ዝግመት ሓገዝ ከምዝተረኸበ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጡ። ምክትል ኣማሓዳሪ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ኣይተ ሃፍቶም ፋንታሁን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ዞባ ካፍቲ ሓገዝ ብተወሳኺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓምለዋይ ዓሸራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ እቲ መዓልቲ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንባዕልና ካብ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናሓለና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ንምምላእ ዘኽእል 1 ሺሕ ሄክታር መሬት ናይ ምፅራግ ስራሕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝጅመር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣፍሊጡ። እቲ መሬት ንምድላው 300 መናእሰይ ብማሕበራት ደቀቕትን ኣናእሽተይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ኣይትፍፅምን – ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ደቡብ ሱዳን ብዝኾነ ይኹን መገዲ ኢትዮጵያ ዝጎድእ ተግባር ከምዘይትፍፅም ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኢትዮጵያ ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን ገሊፆም። ኣምባሳደር ጀምስ ፒፒያ ሞርጋን መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ(መዓስከር) ንምህናፅ ዘኽእል…