ኮቪድ -19 ንምክልካል ዓሊሙ ኣብ ዝሳለጥ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምርመራን ምክልኻልን ተሳትፎ ሕብረተሰብ ዕዙዝ ክኸውን ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ኣብ ዝግበር ሃገራዊ ምርመራን ምክልኻልን ዝህሉ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ሕብረተሰብ ሐዚ…