Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከባቢ ሓደ ሽሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዞባ ምብራቕ ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ካብ 700 ክሳብ 1 ሺሕ ዓመት ዝገበረ ፍርስራስ ቤተ ክርስትያን ብስነ ኳዕቲ ተረኺቡ። ኣብቲ ወረዳ ጣብያ ሓድነት ቑሸት ደብረ ገርግስ ኣብ ዝተብሃለ ቦታ ሓደ ሽሕ ዓመታት ዝገበረ ፍርስራስ…

ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀ/ሚ ኣቢይ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህፃናትን ሰገናትን ንባዕሎም ካብ ቫይረስ ኮሮና ንኽሕልዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር  ኣቢይ ኣሕመድ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ መንግስቲ እቲ ለበዳ ሕማም ንምክልኻል ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲን ህፃናትን…

ሕብረት ኣውሮፓ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ንኢትዮጵያ 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻ ትገብሮ ፃዕሪ ዝውዕል 25 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ። ኢትዮጵያ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ ብቐፃልነት ከምዝሕግዝ እውን ኣፍሊጡ። ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ መዓድን ኳርቲዝ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባኒያ ክሩስ ኣሎስ ፒ ኤል ሲ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ናብ ፈሳሲን ካልኦት ዝተፈላለዩ እታዎታት ኢንዱስትሪን ፔትሮ ኬሚካልን ናብ ዘገልግሉ ትሕዝቶታት ንምቕያር ዘኽእል ፋብሪካን ቴክኖሎጂን  ንምጥያሽ ዝሕግዝ ን12 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ሰነድ ስምምዕነት መፅናዕቲ ተፈሪሙ። እቲ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 80 ሰባት ምርመራ ላቦራቶሪ ከምዝተገበረሎም ዝሓበራ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ ካብዚኦም እቶም ክልተ…

ዛላምበሳ-ዓሊተና ሓዊሱ ኣብ 7 ከባቢታት መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ኣብ ሸውዓተ ከባቢታት እዛ ሃገር ብ11 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር መገዲታት ኣስፋልት ንምህናፅ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሙ። እቶም መገዲታታት ብድምር 509 ነጥቢ 11 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት…

ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ መሳርሒ ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕርቦት መድሓኒት ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ሰባት ግልጋሎት ምትንፋስ ዝሕግዝ ሲሊንደራት ኦክስጅን ናብ መላእ ሃገር ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ መሳርሒ 3 ሺሕን 322 በዝሒ ዘለዎ እንትኸውን፥ ናብ 31 ዝተመረፃ ሆስፒታላት፣…

ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ክኽፈት ኢዩ – ቢሮ ሓላዋ ጥዕና…

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣክሱም ኣብ መዓልቲ 750 ሰባት ናይ ምምርማር ተኽእሎ ዘለዎ ተወሳኺ ማእኸል መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና (RT_PCR) ኣብዚ ሰሙን ንምኽፋት ይሰርሕ ከም ዘሎ ቢሮ ሓላዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስ…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ብምትሕብባር ምግቢ ተንከፍ ዝኾኑ እታወታት ንግብረ ሓይሊ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣረኪቡ። ኣብ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዝተረኸቢ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይ፥…

ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ተታሒዞም – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ 86 ሰባት ብሕማም ብጫ ዓሶ ከምዝተታሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እተን ሚኒስተር፥ ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳታት ኣነሞርን ኤነርን ካብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ጀሚሩ ምልክት እቲ ሕማም ምርኣዪ…