ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣቤ ሳኖ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣቤ ሳኖ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ትዮጵያ ኮይኖም ከምዝተሸሙ ተገሊፁ። ኣይተ ኣቤ ሳኖ፥ ኣምባሳደር ኮይኖም ንዝተሾሙ ነበር ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ኣይተ ባጫ ጊና ብምትካእ ሎሚ መዓልቲ ስረሖም ጀሚሮም ኣለዉ። ሓዱሽ ፕሬዚዳንት ባንክኒግዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ በዓል ዓወት ካራ ማራ ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ በዓል ዓወት ካራ ማራ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ብዚያድ ባሬ ምስ ዝተመርሐ ወራሪ ሓይሊ ሶማሊያ ኣብ ዝነበረ ተጋድሎ ወሳኒ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ብር 1 ቢሊየን ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ልዕሊ ሓደ ቢሊየን ብር ስምምዕነት ሓገዝን ልቓሕን ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣድማሱ ነበበን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ አርቱሮ ሉዚን ኢዮም ተፈራሪሞምዎ። ካብ ውሽጢ እቲ ስምምዕነት ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ኣቦ መንበር ኮካ ኮላ ጄምስ ኩይንሲን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኩባኒያ ኮካ ኮላ ኣብ ኣፍሪካ ጃኩዬስ ቨርሚዩለን ኢዮም ተዛትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ፀገም ከይፈጥሩ ምስራሕ የድሊ – ሙሁራት Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ እዋን መረፃ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝፍነዉ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት፥ ፖለቲካዊ ቅልውላው ከይፍጠርን ድሕንነት ዜጋታት ኣብ ሓደጋ ከይወድቕን ምስራሕ ከምዝግባእ ሙሁራት ገሊፆም። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ እቶም ሙሁራት፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Mar 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራል፣ ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ሓለፍቲ ኣብያተ ዕዮን ኣብ ኣዳራሽ ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ወከልቲ ህዝቢ ፌደራልን ኣባላት ቤት ምኽሪ ክልልን ናብ ዝተመረፁሎም ከባብታት ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎ ቅሪት ኣካል ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 አዲስ አበባ፣ የካቲት 25፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኦልዶዋንን አሹሊያን ዝተብሃሉ መሳርሒታት እምኒ ምስ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዓመት ዕድመ ዘለዎም ዘርኢ ሆሞ ኢሬክተስ ቅሪት ኣካላት ሽክና ርእሲ ኣብ ክልል ዓፋር ተረኺቦም። መጠን ናይቲ ዝተረኸበ ሽክና ርእሲ ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡን ሆሞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ይዛተዩ ኣለው Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ፌደራልን ክልልን ኣብ ምርግጋፅ ውክልና ህዝቢ ብዝምለከት ምስ ካቢኔ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዘተ የሳለጡ ኣለው። እቶም ወከልቲ ህዝቢ፥ ናብ ዝወከሎም ህዝቢ ወሪዶም ኣብ ዝተመረፁሉ ከባቢ ምስ ህዝቢ ክዝትዩ ድሕሪ ምፅናሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተጀመረሉ ታሽዓይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ሳልሳይ ዙር መልእኽቲ ስልኪ 8100 መተኣኻኸቢ እቶት ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ብዕሊ ተጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Mar 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓምሻይ ጉባኤን ምርኢትን ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ፥ ልዕሊ 100 ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣቪዬሽን እናተሳተፉ ይርከቡ። ብመሰረት እዚ መራሕቲ መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ፣ ሰብ ስልጣናት…