ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ተዘኪሩ ንኸውዕል ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንተዘኪሩ ንኽውዕል ተወሲኑ።
ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ታሽዓይ ዓመት…