ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ንምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም። ኣብቲ ዘሳለጡዎ ዘተ ድማ ኮቪድ-19 ብብርኪ ዓለም ዘብፀሖ ዘሎ ፅዕንቶ ንምፅዋር ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ቶም ውልቀ ሳባት፥ እታ ሓንቲ ኣብ ዱባይ ፀኒሓ ናብ ባህርዳር ዝተመለሰት ኮይና፤ እቲ ካሊእ ድማ ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአ ነባሪ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ 87 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሓሙሽተ ሰባት ምርካቦም ኣፍሊጡ። ኩሎም በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ካብ 5 ክሳብ 12 ክፍሊ ተምሃሮ ትምህርቲ ብሬዲዮን ቴሌቪዥንን ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 21 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ዝኸውን ትምህርቲ ብሬዲዮ ከምዝጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ካብ 8 መጋቢት 2012 ዓ/ም ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕ በፂሑ። Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕን 12 ምብፅሑ ተገሊፁ። እዚ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝተርኣየ መጠን በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ንላዕሊ ክኸውን ገይሩዎ ኣሎ። ብመሰረት ፀብፃብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ሃገር በቆል ምስ ዘበናዊ ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ፈላጣት ሃገር በቆል መድሓኒት ምስ ዘበናዊ ሓኻይም ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ቫይረስ ኮሮና ብሳይንሳዊ ምርምር ዝተሓገዘ ሃቀር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ሳይንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ። እቲ ሓገዝ፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይን ጨንፈር ጀርመንን ብምትሕብባር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተዳለወ እዩ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ዝውሰዱ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ምስ ዝተጣየሸን ምስ ሚኒስቴር ኣቢያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአን ኮሚቴ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ክሳብ ሕዚ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Mar 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 ምብፅሑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ብዛዕባ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ። 3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…