ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢት ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Dec 31, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተዋሳኢትን ብምግባረ ሰናይ ተግባራ ትፍለጥን ኣንጀሊና ጆሊ ተዛትየን። ኣንጀሊና ጆሊ፥ ኣብብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ተረኺባ ኢያ ምስ ፕዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ልምዓት፣ ደቂኣንስትዮን ስደተኛታትን ኣድሂባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝኸውን ድልድል ኣየር ሰዓት መራኸብቲ ሓፋሽ ንምውፃእ ምድላው ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ፕሮግራሞምን ዕላመኦምን ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንህዝቢ ዘፋልጡሉ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ድልድል ኣየር ሰዓት ንምውፃእ ምድላዉ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ እዋን ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም ህዝባዊ ኮንፈረንስ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Dec 30, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባዊ ክፋላት ትግራይ ማለት እውን ሓረስታይ፣መንእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ሙሁራን፣ ነበርቲ ከተማታት ልምዓታዊ ሰብ ሃፍትን ነጋዶን፣ ስድራ ስውኣት፣ ስቪል ሰርቫንት፣ መራሕቲ ሃይማኖት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር አዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ዋና ፈፃሚት ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ኣዜብ አስናቀ ክሲ ተመስሪቱወን። ኣብቲ ዝተመስረተ መዝገብ ክሲ፥ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬሽን ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ዝነበሩ ኮሎኔል ሙሉ ወልደ ገብርኤል ሓዊሱ 50 ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቦታታት ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር በኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ብምዃ ኣብ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ ተደራራቢ ሕርሻ ከተማ፥ ኣብ ንኡሽተይ መሬት ልዑል ምህርቲ ንምፍራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕ/ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ኣብ መቐለ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ መላእ ትግራይን ካልኦት ከባብታት ኢትዮጵያን ዝተወከሉ ክፍላት ሕብረተ-ሰብ ዝሳተፍሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስካብ 18 ክሳብ 19 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ እዩ። እቲ ህዝባዊ ኮንፈረንስ፥ “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ” ዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዑደት ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Dec 27, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኢትዮጵያ ከሳልጥዎ ዝቐነዩ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ሎሚ መዓልቲ ናብ ሃገሮም ተጓዒዞም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እምነ ኩርናዕ ህንፀት ኤምባሲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከባቢ ሰድስት ኪሎ ኣዲስ ኣበባ ተነቢሩ። እቲ ኤምባሲ፥ መንግስቲ ኤርትራ ከምብሓዱሽ ዘህንፆ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ስለዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ መቐለ እንትትኣቱ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሲኤን ኤን ፍረወይኒ መብራህቱ ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቐትሪ መቐለ ክትኣቱ እንተላ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩላ። ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ ጥምረት ደቂ ኣንስትዮ ብምዃን ንፍረወይኒ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትትበፅሕ ናይ ጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ሃገረ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቢሾፍቱ ኣብ ዝርከብ መውሃዲ ውፅኢት ፀባ ሆላንድ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ትካል መውሃዲ ፀባ፥ ባዕሉ ካብ ዘራብሐንን ኣፍቲ ከባቢ ካብ ዝርከቡ ሓረስቶትን…