Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ኣቲዩ ዘሎ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ሕብረተሰብ ኣድላዪ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሳተፉ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ ን15 መዓልታት ክዕፀዉ ኢዮም- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ቫይረስ ኮረና ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንዝቕፅሉ 15 መዓልታት ብብርኪ ሃገር ኣብያተ ትምህርቲ፣ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ኣኼባታትን ከምዝዕፀዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ኣኼባታት ብዝምልከት…

ቫይረስ ኮሮና እንተሒዙካ ከመይ ትኸውን? ከመይከ ይሕከም?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና(ኮቪድ-19) ኣብቲ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ እዩ ክረኣይ ጀሚሩ። ይኹን እምበር ኣብ ዝሓፀረ እዋን ዓለማዊ ለበዳ ብምዃን ኣብ ብዙሓት ሃገራት ተዘርጊሑ'ሎ። ንቡዙሓት ሰባት እቲ ሕማም ቀሊል እዩ፤ ንገለ ሰባት ግን ከምዝቐትል ይግለፅ።…

ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዓሊሞም ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ክገብር ከምዝግባእ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ኣተሓሳሲቦም። ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ብቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ከምዝተለኸፉ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ትማሊ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ፈላማይ ሰብ ካብ ዝርከብ ንደሓር ምስቲ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሮጀክት እንጦጦ ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ዑደት ኣመልኪቶም ኣባ ማሓበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ “ከተማታትና ኣብ ውሽጠን ፍሉይ ሃፍቲ ዝሓዛ ኢየን” ኢሎም።…

ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልል ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ዘይምርድዳኣትን ክትዓትን ንምፍታሕ ዘኽእል ስልጠና ንዳኛታት ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልላትን እናሃበ ከምዝርከብ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣይተ ሰሎሞን ኣረዳ ነቲ ስልጠና…

ብዛዕባ እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና እንታይ ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ንምክልኻልን ዝርግሕኡ ንምጋትን እዞም ዝስዕቡ ነጥቢታት ተግባራዊ ምግባር ከምዝግባእ ሰብ ሞያታት ጥዕና ይመኽሩ። ሕማም ኮሮና ቫይረስ ኣብ ሃገረ ቻይና ጀሚሩ ናብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ኣፍሪካ እውን ሓዊሱ እናተስፋሕፈሐ ይርከብ፡፡ ብመሰረት…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ክልላት መረፃ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካን ስቪክ ማሕበራትን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ እንታይነትን ኣካልላን ክልል መረፃን ከምኡ እውን…

ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽአል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ሓበሬታ ንምልውዋጥ ዘኽእል ነፃ መስመር ስልኪ ዕላዊ ከምዝኾነ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ዶክተር ሓጎስ ጎድፋይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ነፃ መስመር ሰልኪ 6244 ኢዩ። ነፃ…