ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 9 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 747 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ትሽዓተ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኣፃራዪ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ትርጉም ሕገ መንግስቲ ብዝምልከት ዘዳለዎ መድረኽ ምሃብ ሓሳብ ሰብ ሞያታት ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ካብ ሰብ ሞያ ሚኒስቴር ጥዕናን ቦርድ ምርጫን ዝወሃብ መብርሂ ኣዳሚፁ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ኣድላይነት ህፁፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ኣመራርሓ ተወለድቲ ትግራይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክሳብ ወረዳ ብብርኪ መሪሕነት ዝሰርሑ ኣባላት ፓርቲ ብልፅግና ተወለድቲ ትግራይ ዘተ ኣካይዶም። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ምርጫ ምንዋሕን ካልኦት እዋናዊ ዛዕባታትን ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።…
ቢዝነስ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም Gebremariam Weldegerima May 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መመርመርቲ ኪታት ናብ ኢትዮጵያ ንዝለኣኸ ፋውንዴሽን ቴንሴንት አመስጊኖም። ፋውንዴሽ ቴንሴንት ናብ ኢትዮጵያ ዝለኣኾም ኪታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ስለዝኾነ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ንኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ብሪታ ዋግነር ኣሰናቢቶም። ኣይተ ገዱ፥ እተን ኣምባሳደር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረን ፃንሒት ኩለመዳይ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ንዝገበረኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ንበዓል ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ 2012 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። እቶ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ መልእኽቶም፥ በዓል ሓዱሽ ዓመት ሲዳማ ፊቼ ጨምበላላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ሚኒስቴር ማይ ፣ መስኖን ኢነርጅን ብምትሕብባር መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት ፓስፊክ እሲያን ማእኸላይ ምብራቕን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ገለፃ ገይሮም። እቲ ገለፃ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 24 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 3 ሺሕን 460 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 24 ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባተ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። እቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima May 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሶሙናት ዝተርኣየ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ኣብ ኣብ ውሽጢ ክልቲኦም ኣዋርሕ ካብ ዝነበረ ብዝበለፀ ዘተሓሳስብ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ከም ሃገርን ከም ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ቫይረስ ኣመልኪቶም…
ቢዝነስ ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ክግበር ኢዩ-ብሄራዊ ባንኪ Gebremariam Weldegerima May 19, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ባንኪታት ዝወፅእ ጥረ ገንዘብ ዝግድብ መምርሒ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ተግባራዊ ከምዝግበር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ሓላፊ/ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ዶክተር ይናገር ደሴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ዝውውር ገንዘብ ናብ…