ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 25, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ 2012 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ጉንበት ንምክያድ ዘኽእል ምድላው እናገበረ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣባል ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብዙወርቅ ከተተ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበረን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ኣብ ካርቱም ክካየድ ዝቐነየ ሳልሳይ ዙር ዘተ ሚኒስትራት ማይ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ውፅኢታዊ ኮይኑ ምዝዛሙ ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ገሊፁ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጅቡቲን መስመር ቡምባ ተፈጥሮ ጋዝ ንምምሕልላፍ ዝተገበረ ስምምዕነትን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት ህንፀት ፌዴራልን ኣፅዲቑ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 7ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ መዓልቲ ዘሳለጠ እንትኸውን ረቂቕ ኣዋጅ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ተዛዚሙ – ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ገበን ግዕዝይና ተፈፂሙሎም ተባሂሎም ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ ትካላት ዝተገበረ መፅናዕቲ ምዝዘዛሙ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ኣይተ ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ንቅድሚት ንክትስጉም ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ-ዶ/ር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Dec 24, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ትግራይ ንቅድሚት ክትስጉም ትኽእል ኩሉ ናይ ቀደም እናደገምና እናደጋገምና ብምስራሕና ዘይኮነስ፣ ብሉፃት ስራሕቲ ዓቂብና ካልኦት ብሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልወጡ ክንገብር እንተኽእልና እዩ ክብሉ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ 13፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራን ሆስፒታል ዱፍቲን ዑደት ኣካይደን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣብ ዝገበረኦ ዑደት፥ ካብቲ ዩኒቨርሲት ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣነስትዮ ተምሃሮ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ፌዴሪኢ ወይዘሮ ብዙነሽ መሰረት ዝምራሕ ጉጅለ ባህሊ ኢትዮጵያ ናይ መጠቓለሊ ሙዚቃዊ ምድላዋቱ ኣብ ኣስመራ ሲኒማ ሮማ ኣቕሪቡ። ኮሚሽን ባህሊን ስፖርትን ኤርትራ ኣምባሳደር ዘመዴ ተኽለ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣልቡርሃን ተዛቲዮም። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘኽበረ መገዲ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብእምነት ይኹን ብሄር ኣፈላላይ መሰረት ብምግባር ዝፍፀሙ መጥቃዕቲታት ተቐባልነት የብሎምን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 23, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ልዕሊ ኣቢያተ እምነት ዝፍፀም ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ከምዝኹንና ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ሃገር ለኸ መዓልቲ ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ትማሊ ዕለት ኣብ ከተማ ሰመራ ኣብ ዝተኸበረሉ እዋን ኢዩ።…