Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን። እተን ፕዚዳንት ኣብ ኣኽሱም መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ እንትበፅሓ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ አበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢን ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂ ፌዴሬኢን፥ ሴክሬታሪ ዲፓርትመንት ቤት ግምጃ ኣሜሪካ 21 ለካቲት 2012 ዓ.ም (ከም ኣቆፃፅራ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 80 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። በቲ ቤት ምኽሪ ካብ ውሽጢ…

በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ምክትል ኣቦ መንበር ህወሓትን ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ገሊፀን። ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ማእከል ሃገርን ካለኦት ክፍሊታት…

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ተጣይሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ምድረ ግእዝ ሎሚ መዓል ተጣይሻ። ኣብ ስነ-ስርዓት ምጥያሽ እታ ማይክሮ ፋይናንስ ተረኺቦም መልእኽቲ ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ዶክተር…

መዛዘሚ ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)መዛዘሚ ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ። ነቲ በዓል ንዘተሓባብሩን ፀጥታ ዘኽብሩን ኣካላት ኣቐዲሙ መደብ ኦሬንቴሽን ከምዝተውሃቦም ማሕበር መናእሰይ ትግራይ…

ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኔዘርላንድስ ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ዘውዲ ንጥንታዊ ቤተ ክርስትያን ስላሴ ጨለቖት ሎሚ መዓልቲ ከምዝርከብ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። “ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ብምስራቕ ናብ ወፃኢ ዓዲ ዝወፅኡ ቅርስታት ምምላስን…

“ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)”ምልክት ሕማም ቫይረስ ኮረና ተራእይዎ ኢዩ” ብዝብል ተጠርጢሩ ኣብ መዕቖቢ ማእኸል ተፈሊዩ ዝነበረ ወልቀ ሰብ ካብቲ ሕማም ናፃ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ተጠርጣሪ ቅድሚ ሓሙሽተ መዓልታት ካብ ቻይና ቤጂንግ ናብ ኢትዮጵያ…

ሓይሊ ኤሊክትሪክ ትማሊ ምሸት ኣብ መላእ እዛ ሃገር ንምንታይ ተቛሪፁ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኤሊክትሪክ ትማሊ ምሸት ኣብ መላእ እዛ ሃገር ተቛሪፁ ነይሩ። ትማሊ ደሕሪ ውሱናት ሰዓታት ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝረኸቡ እንትኾኑ፥ ዝተረፉ ድማ ክሳብ ሐዚ እቲ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ ኣሎ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙዩኒኬሽን…

ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሰላም ህዝብታት ትግራይን ኣምሓራን ናብ ንቡር ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ። ኣብዚ ቕነ ሰላም ክልቲኡ ህዝብታት ናብ ንቡር ንምምላስ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስላጡ ይዝከር። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፈ ከምዝገለፆ፥ ክልቲኦም ህዝብታት…