መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራን ሶማሊያን ቅድሚ ሕዚ ዝፈረሙዎ ሰለስተኣዊ ሰነድ ስምምዕነት ንምፍፃም ድሉዋት ምዃኖም ኣረጋጊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሓመድ ኣብዱላሂን…