Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ን106 ላዕለዎት መኮንናት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ሹመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቢሾፍቱ ዝርከብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣስታት 106 ንዝኾኑ ላዕለዎት መኮንናት ሎሚ መዓልቲ ሹመት ሂቡ። እቲ ሹመት ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኢዮም ሂቦምዎ። ምክትል ኢታማዡር ሹም…

ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን

አዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትየን። ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሳለጥ 10ይ ሓበራዊ ኣኼባ ሕብረት ኣፈሪካን ሕብረት ኣውሮፓን ክሳተፋ ኢየን። ምስተን ፕሬዝዳንት ድማ ላዕለዎት…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ስነ-ቁጠባ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ብምዃን ዘገልገሉ ላዕለዋይ ሙሁር ስነ ቑጠባ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሮም ተፈፂሙ። ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ፣ ብዝሓደሮም ሕማም…

ህዝቢ ሃላባ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክሰርሕ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ሃላባ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ዘለዎ ግደ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ክጥቀመሉ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፀዊዖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ቁሊቶ ተረኺቦም ካብ ዞባ ሃላባ…

ኣመራርሓ ማልት ጨንፈር ጀርመን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) ጨንፈር ጀርመን፣ ተምሃሮ ካልኣይ ብርኪ ኢትዮ-ዊተን፣ ተምሃሮ  ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሆልዝካምፕ፣ ቤት ፅሕፈት ማልት፣ ማልት ጨንፈር ጀርመንን ህዝብን ምምሕዳርን ወረዳ ራያ ዓዘቦን ብምትሕብባር ኣብ ቀዳማይ…

ኣብ ወልቃይት ብልዕሊ 98 ሚልየን ብር ወፃኢ ዝተሃንፁ ዓበይቲ ትካላት ማሕበራዊ ልምዓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወረዳ ወልቃይት ብልዕሊ 98 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃንፁ ዓበይቲ ትካላት ማሕበራዊ ልምዓት ትማሊ 17 ለካቲት 2012 ዓም ብዕሊ ተመሪቖም። እቶም ንምረቓት ዝበቕዑ ማሕበራዊ ልምዓታት፥ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይን /ትእምት / ብልዕሊ 41…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኢትዮጵያ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ክኸውን ከምዝግባእ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዓባይ ሃገር ዘይብሉ ዓብዪ ህዝቢ ስለዘይህሉ ኢትዮጵያ ምህናፅ ቀዳማይ ተግባር ክኸውን ይግባእ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ከምባታ ጠምባሮ ከተማ ዱራሜ ኣብ ስታዲየም ንዝተኣከቡ ነበርቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ክልተ ሓደሽቲ ሽመታት ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ኣይተ ዮሃንስ ቧያለው ፕሬዚዳንት ኣመራርሓ ኣካዳሚ መለስ ዜናዊ 2. ዶክተር ኣምባሳደር ኣዲስኣለም ባሌማ ድማ ዋና ዳይሬክተር…

ዝርዝር ሽም ሎሚ መዓልቲ ክሶም ክቋረፅ ዝተወሰነ ዜጋታት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለየ ምኽኒያታት ጉዳዮም ብሕጊ ክከታተሉ ንዝፀንሑ 63 ዜጋታት ክሶም ብምቁራፅ ካብ ቤት ማእሰርቲ ክወፅኡ ከምዝተወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጌ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ፦ 1. ሌ/ኮ/ ቢኒያም ተወልደ…

ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ግብፂ ሆስኒ ሙባረክ ኣብ 91 ዓመቶም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ንኣስታት 30 ዓመታት ንግብፂ ብፕሬዚዳንትነት ዝመርሑ ሆስኒ ሙባረክ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2011 ብህዝባዊ ዓመፅ ካብ ስልጣን ከምዝተወገዱ ይዝከር።…