Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፈረንሳይ ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ፈረንሳይ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፈረንሳይ ሌተናል ጀነራል በርናርድ ባሬራን ዝመርሕዎም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ሰብ መዚ ፈረንሳይ ኣብ ከተማ ኣክሱም ዑደት ኣካይዶም። እቶም ኣባላት ትማሊ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ተረኺቦም ሓወልትታት ኣክሱም፣…

ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ምስ ፕሬዚዳንት ትካላት ኮንስትራክሽን ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ኣይሻ መሓመድ ምስ ፕሬዚዳንት ትካላት ኮንስትራክሽን ቻይናን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። ኢትዮጵያ ንቐፀልቲ 10 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ክትዓሞ ዝሓዘቶ…

ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ጉምሩክ ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ፌዴሪኢ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ምምሕዳር ጉምሩክ ቻይና ተዛቲየን። ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ስርዓት ዘይሕጋዊ ንግዲ፣ ምቁፅፅር ዝውውር መዐወኒ ሓሽሽ ከምኡ እውን ምዝማን ስርዓት ጉምሩክን ንምልውዋጥ መረዳእታታት ጉምሩክ…

ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ ሳተላይታ ሎሚ መዓልቲ ናብ ህዋ አሐምቢባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ ሳተላይታ ሎሚ መዓልቲ 10 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ናብ ህዋ አሐምቢባ። ኢትዮጵያ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርታ ግዘ ናብ ህዋ ዘሐምበበታ ሳተላይት፥ ምስ ምርምር ጠፈር መንግስቲ ቻይና ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከብ ጣቢያ ናብ…

ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘሐምበበታ ሳተላይት ንመናእሰይ ልዑል ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ-ወ/ሮ ያለም ፀጋይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ዘሐምበበታ ሳተላይት ንመናእሰይ ልዑል ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ወ/ሮ ያለም ፀጋይ ተዛሪበን። እተን ሚኒስትር ነዚ ዝበላ፥ መድረኽ ዘተ “ዩዝ ኮኔክት ኢትዮጵያ” ኣብ ሆቴል ስካይ…

ማረት ብልዕሊ 2 ሚሊየን ብር ዝዓደገቶ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ኣረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ(ማረት) ብ2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ዘበናዊ መመርመሪ መዓር ንቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ኣረኪባ። ማረት ምስ ሕብረት ኣውሮፓን ኦክስፋም ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ዝዓደገቶ እቲ መመርመሪ ቅድም ኢሉ ቃል ተኣትይሉ…

ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራማሪ ኣመፃፅኣ ደቂ ሰባትን ማሕበረሰብን ዶክተር ዮሃንስ ሃይለስላሰ ኣብ ዓለም ኣገደስቲ ሰባት ዓውዲ ሳይንስ ዓመተ 2019 ካብ ዝተብሃሉ 10 ሰባት ሓደ ኮይኖም። እቶም ተመራማሪ ብብርኪ ዓለም ፍሉጥ ኣብ ዝኾነ ጋዜጣ ኔቸር ሽሞም ካብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብዶክተር ካሊድ ኤስ. ኣልኩዴሪ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ስራሕቲ ኢንቨስትመንትን ልምዓትን ድጋፍ ብዛዕባ ምግባር…

ኣብ ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍልፋል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ምስ ኣክዋ ፓወር ስዑዲ ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ኣክዋ ፓወር ስዑዲን ኣብ ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምፍልፋል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ሰነድ ስምምዕነት መንግስቲን ውልቀ መሻርኽቱን፥ ጋድን ዲቼቶን ኣብ ዝበሃሉ ከባቢታት ክልቲአን ክልላት ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 140 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ኣቦ መንበር ፈንድ ልምዓት ስዑዲ ዓረብ ካሊድ…