Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ኣኼብኡ ሰብ ናይ ምንጋድን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ብዝምልከት ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ ዝቐረበ ረቂቕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ መበል ሓምሻይ ዘበን ስራሕ ዓስራይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ። ኣብቲ ዝካየድ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘተ ብምክያድ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሕን…

ሕድሪ ተረከብትን ደቂ ተጋደልትን መናእሰይ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ብዓል11 ለካቲት ኣብ ደጀና ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕድሪ ተረከብትን ደቂ ተጋደልትን መናእሰይ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ብርታዊ ቃልሲ ህውሓት 11 ለካቲት ካብ ከተማ ዓዲ ረመፅ ናብ ደጀና ብእግሪ ብምጓዓዝ ታሪኻዊ መዋፈሪ በዓቲ እንዳባ ውሻው ተዓዚቦም። ጀነሪል ሳሞራ የኑስ ኣብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባዔ ኢኮኖሚ ንምስታፍ ናብ ዳቮስ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዓለም ለኻዊ ጉባዔ ኢኮኖሚ ንምስታፍ ናብ ስዊዘርላንድ፣ ዳቮስ ኣምሪሖም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝምራሑ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ለንደን ኣብ…

ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ምስ ዝሰርሑ ከንትራክተራት ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢጅነር ስለሺ በቀለ ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናሰርሑ ምስ ዝርከቡ ከንትራክተራት ተዛትዮም። እቶም ኮንትራክተራት ኣብ ከይዲ ስራሕ እቲ ግድብ ብፍላይ ኣብ ዝተዋደደ ትልሚ ስራሕ ዘድሃበ ፀብፃብ…

ብዓል ቃና ዘገሊላ ኣብ መላእ ትግራይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ቃና ዘገሊላ ኣብ መላእ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። እቲ ብዓል ብፍላይ ብብርኪ ክልል ብዓል ጥምቀት ኣብ ዝተኸበረሉ ከተማ ማይጨው ብዝደመቐ ኩነታት ዝኽበር ዘሎ እንትኸውን፥ ምእመናን ሃይማኖታዊ ስርዓት ሓሊዮም ታቦት ቅዱስ ሚካኤል ካብ…

መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ኣኼባ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣብ ምዕባለ ኣፍሪካ ምዕሩይ ኩነታት ንምፍጣር ቨዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ብመንፅር ምርግጋፅ ሰላም ዓሊሙ ኣብ ዝገብሮ ዘተ፥ ስምምዕነት ደው ምባል ተኹሲ…

ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ክልል ትግራይ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዕለተ ሓሙስ 14 ጥሪ 2012 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ሓምሻይ ዘበን ስራሕ መበል 18 ስሩዕ ጉባኤኡ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ክልል መንግስቲ ክርእይ ኢዩ።…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ ምስ ቦሪስ ጆንሰን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ብሪታኒያ ቦሪስ ጆንሰን ተዛትዮም።   ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን፥ ጎድና ጎድኒ ኣብ ለንደን እናተሳለጠ ዝርከብ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ-ብታኒያ…

ህዝቢ ትግራይ ንዘጋጥምዎ በደላትን ግፍዕታትን ብምቅላሱ በዓል ሃፍታም ባህሊ፣ቋንቋ፣ ስልጣነን ነዊሕ ታሪኽን ኮይኑ እዩ – ዶክተር ደብረፅዮን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2012 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ በብእዋኑ ንዘጋጥምዎ በደላትን ግፍዕታትን በዲሁ ብምቅላሱ መንነቱ ዓቂቡ በዓል ሃፍታም ባህሊ፣ቋንቋ ስልጣነን ነዊሕ ታሪኽን ክኸውን ምኽኣሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ገሊፆም። በዓል ጥምቀት ኣብ…

ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብኣመንቲ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብኣመንቲ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ክርስትና ብድምቀት ተኸቢሩ ውዒሉ። ብብርኪ ክልል ድማ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ብድምቀት ተኸቢሩ። ብዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ዝተኸበረ…