ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ኣሕሊፉ ዝህብ ዘተ ኣይገበረትን፤ ንቕድሚት እውን ኣይትገብርን – ተደራደርቲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13 ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከሳልጥዎ ዝፀንሑ ዘተ እወንታዊ ውፅኢት ብምሓዝ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ ነይሩ ኢዩ።…