ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 560 ሰባት ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት ኢትዮጵያዊያን እንትኾኑ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima May 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣብ ፃንሒቶም፥ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ኢትዮጵያን ኤርትራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምጥያሽ ፎሮም ዓለም ለኻዊነት ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝሰርሕ ፎረም ንምጥያሽ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ብመደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ፥ ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት…
ኮሮናቫይረስ ኣባል ሃገራት ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም። ኮቪድ-19 ብዝተዋደደ መልክዑ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲን ክስርሑ ኣብ ዝግበኦም ቀፀልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥…
ኮሮናቫይረስ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ገምጋም ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣካይዱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እቲ ገምጋም ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 912 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኦ፥ ምርመራ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም እቶም ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ እናተኸበረ ዝርከብ በዓል ዓለም ለኸ መዓልቲ ሰራሕተኛታት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ዕለት 23 ሚያዝያ (ሜይ ደይ) ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይ ኤም ኤፍ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቦርድ ትካል ዓለም ለኸ ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ ) ብምዕቐፍ ኣሰራርሓ ቅልጡፍ ገንዘባዊ ሓገዝ እቲ ትካል ኣቢሉ ንኢትዮጵያ ሓገዝ 411 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቑ። ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃር ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምጥንኻር ዝውዕል ሓገዝ…
ቢዝነስ መንግስቲ ካብ 1997-2007 ዓ.ም ውዝፍ ዕዳ ግብሪ ንዘለዎም ትካላት ቢዚነስ ዕደኦም ምስራዝ ሓዊሱ ካልኦት ውሳነታት ፖሊሲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Apr 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ምንካይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ፖሊሲ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። እቶም ውሳነታት ምስ ውዙፍ ውሳነታት ልቓሕ…