Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ቀፃሊ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ሰሌዳ ግዘን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካቢት ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ፥ 10 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሉ ዕለት ንክኸውን ብዝብል ዘቕረብኦ ሓሳብ ኣብቲ…

ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን ሓይሊ ኤሌክተሪክ መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሲቪል መሃንዲስ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ዳዊት ይብጌታ…

ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሽንግተን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፍሉ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ እተን ሃገራት ቅድመ ሐዚ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ እተን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት…

ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናዥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደፈት ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ቲቦር ናዥ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሮም ዘሳልጥዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ማእኸላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኢዩ። እቶም ሓጋዚ ፀሓፊ…

“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…

ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት መደባት ለካቲት ብዝምልከት ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት፥ ክሳብ ሕዚ ዝተፈፀሙን ቀፃሊ ትኹረት ዘድልዮምን መደባት ኣመልኪቱ ብዕምቆት ይግምግም ምህላዉ ኣካቢ እቲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም። ዓብዪ ኮሚቴ 11 ለካቲት ክሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ደቡብ ኣፍሪካ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

አዲስ አበባ፣ ጥር 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊን ዲፕሎማሲ ዜጋታትን ኣድሂቦም ዕዉት ስራሕ…

ካባና ወፃኢ ዘሎ ፅለኣት ቅድሚ ምስዓርና ኣብ ውሽጥና ዘሎ ቂምን በቐልን ክነውግድ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ስታዲየም ኢምፔሪያል ዎንደረርስ ተረኺቦም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…

 ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሽንግተን ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሖም። እቲ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣሜሪካ ዘሳልጥዎ መድረኽ ዘተ፥ እተን ሃገራት…

ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ዝበዓል ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ። እቲ ብዓል ኩሉ ትግራዋይ ዝተዓደመሉን ንዘይምትራፍ ክውስነሉ ዝግባእን ኢዩ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም።…