ኮሮናቫይረስ ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታሪኽ ጉዕዞ ወፃኢ ዘይብሎም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምምፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ተገሊፀን። እተን ሚኒስትር ንግዜኢ ከምዝገለፀኦ፥ ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ታሪኽ ዘይብሎምን በቲ ሕማም ምስ ዝተለኸፈ ሰብ ንኽክእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮረና ዝዉዕል ልዕሊ ብር 53 ሚልዮን ቐረባት ወፃኢ ከም ዝተገበረ ንኡስ ኮሚቴ ቴክኒካል ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቐረባት ካብ መንግስትን ሰብ ውልቀ ሃፍትን ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ካብዚ ድማ እቲ 30 ሚልዮን ቀረባት ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትል ቫይረስ ኮሮና ይካይድ ኣሎ – ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ምብራቕ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዋስንቲ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ጥቡቅ ክትትልን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና እናተኻየደ ምዃኑ ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ምምሕዳርን ዞባ ደቡብ ምብራቕ ክልል ትግራይ ገሊፁ። ኦቦ ገረብ ኣይተ ደረጀ ገብረሚካኤል ኮሮና ቫይረስ ናብ ሃገርና ካብ ዝኣቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፓኪስታን መዘነኦም ብስልኪ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ፓኪስታን ኢምራን ካን ብስልኪ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣብ ማዕበልቲ ሃገራት ዘስዕቦ ዘሎ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ብዝምልከት ልዝብ ኣካይዶም። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝቐርቡ ኣማራፂታት መፍትሒ ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ከምዘካይድ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣፍሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ዘቕረቦም ኣማራፂታት መፍትሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ኣብ ከተማ ባቱ ዝርከብ ጣቢያ መራብሒ ፈልሲ ፍረምረን ኣትክልቲን ፍሎራ ቬጅ ዑደት ኣካይዶም። ፍሎራ ቬጅ፥ ብዓመት 20 ሚሊየን ፈልሲታት ፍርምረን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 140 በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ቫይረስ ኮሮና ካብ ዝተገበረሎም 1 ሺሕን 758 ሰባት በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ውልቀ ሰባት እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ አፈወርቂ ብምዃን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ መቂ-ዝዋይ መሪቖም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ነበር ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ተኣጊዶም Gebremariam Weldegerima May 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ደረጃ ንታሕቲ ዝኾኑ ልዕሊ 2 ሺሕን 500 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ናብ ውሽጢ ሃገር ከየኣትዉ ከምዝተኣገዱ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ከምዝገለፆ፥ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገዳዲ ደረጃ ዝወፅአሎም ኣተውቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ኣለዎ – ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ Gebremariam Weldegerima May 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳሒ ኲናት ዘለዎ ዝኾነ ይኹን ትካል ወይ እውን ውልቀ ሰብ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ናይ ምምዝጋብ ግቡእ ከምዘለዎለዎ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ። መሳርሒታት ኲናት ናይ መሓዝ፣ ምግዛእን ምሻጥን ስርዓት ብአፍልጦ መንግስቲ ጥራሕ ንኽኸውን…