Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርልስ ሚሼል ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ቫይረሰ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣብ ኣፍሪካ ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምክልኻል ምስ ሕብረት ኣውሮፓ…

ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንምፍታሕ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮማንድ ፖስት መኸተ ቫይረስ ኮረና ክልል ትግራይ 23 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኣብ ውሳነ ቑፅሪ 005/2012 ካብ ዝተቐመጡ ረቛሕታት እንተነኣሰ ንሓዲኡ ዘማልኡ ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንኽፍትሑ ወሲኑ። ብመሰረት እቲ ውሳነ፥ ሓደ ተሃናፂ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ክልቲኦም መራሕቲ እቲ ቫይረስ ከስዕቦ ንዝኸእል…

ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና መከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ማስክ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮናመከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን( ማስክ) ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ። እቲ ትካል ዝተፈላለዩ ሓገዛት እናገበረ ከምዝመፀን ሐዚ ድማ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ኣብ ጎድኒ ህዝብን መንግስትን ኮይኑ…

ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወረቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብራኸ ኣተሓሳስባን ተግባርን ኢትዮጵያውያን ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሬኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት መበል ታሽዓይ ዓመት ምጅማር ህንፀት እቲ ግድብ ኣመልኪተን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ንዓመታት ኣብ ልዕሌና…

ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር  ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኮቪድ-19 ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ይላባዕ ኣሎ” ዝበሉ እቶም ፓርቲታት፥ እቲ ለበዳ ንህዝቢ ዓለም…

ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ጉዕዞ…

መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ብዕሊ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ። ነቲ ስነስርዓት ዘጀመሩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፥ እቲ መመርመሪ…

መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን ክኸብዶ ኣይኽእል- ዶከተር ደብረፂዮን

መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን(ንምትራፍ) ክኸብዶ ኣይኽእል፣ ኣይግባእን እውን ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶከተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።   እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…

ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ። ናይቶም ዝተረፉ 15 ሰባት ድማ ኣብ ከይዲ ምርመራ ከም ዝርከብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ ኣሎ።…