Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ሓዊሱ ካልኦት መንፈሳዊ ኣገልግሎታት ካብፅባሕ ጀሚሩ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ…

ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ብዝብል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ንተወሰኽቲ 23 መዓልቲታት ብኽፋል ተዓፂየን ክፀንሓ ተወሲኑ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና…

ምልክት ሕማም ሳምቡእ ኣርኢዮም ህይወቶም ዝሓለፉ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ቫይረስ ኮሮና ከምዝነበሮምን ከምዘይነበሮምን ንምርግጋፅ ይፃረ ኣሎ –…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ሕክምና እናተገበረሎም ዝፀንሑ ወዲ 68 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሎሚ መዓልቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና አፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ውልቀ ሰብ ምስ ምልክት ሕማም ሳምቡእ ተተሓሒዙ ትማሊ ናብ…

ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ተዘኪሩ ንኸውዕል ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ ዓመት ምንባር እምነ ሰረት ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንተዘኪሩ ንኽውዕል ተወሲኑ። ሚኒስቴር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ታሽዓይ ዓመት…

በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 29 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ናይ 68 ሰባት ምርመራ ቦራቶሪ ኣካይዱ ብቫይረስ…

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ይኹን ግድብ ህዳሰ ንምዝዛም ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብዘይ ኣፈላላይ ከም ሓደ ሰራዊት ብሰዓራይ መንፈስ ክለዓል ይግባእ – ቀ/ሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ቫይረስ ኮሮና ክንከላኸሎ ኢና፤ ግድብ ህዳሰ እውን ክንዛዝሞ ኢና” ኢሎም። ህንፀት ግድብ ህዳሰ…

ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ምርመራ ኮቪድ-19 ዝገብሩ መሳርሒታት ናብ ስራሕ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢንስቲትዮት ምርምር ኣርማዎር ሃንሰንን ብሄራዊ ማእኸል ምርመራን መፅናዕቲን ጥዕና እንስሳትን ምርመራ ኮቪድ-19 ተጀሚሩ። ክልቲአን ትካላት ኣርባዕተ ማሽናት ኣርቲ ፒሲኣር ብምጥቃም ኣብ መዓልቲ ክሳብ 400 ዝኣክል ምርመራ ኮቪድ-19 ከምዝገብራ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍካ ሲሪል ራማፎሳ ኣብ ክሊ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ኣድሂቦም ብስልኪ ተዛትዮም። እቶም ቀዳናይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ፅዕንቶ ኮቪድ-19…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ቁፅሪ ሰባት ብድምር 25 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እዚ ሓበሬታ ክሳብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን 1 ሺሕን 13 ምርመራ ላባራቶሪይ ከምዝተገበረ ዝገለፀ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ…

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኩሉ ማሕበረሰብ ሙስሊም ኣብ መንበሪኡ ኮይኑ ንክሰግድ ዘገድድ ሃይማኖታዊ ብይን ከምዝሃበ ተገሊፁ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ-19) ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሃቦ…