ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ዶክተር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም፥ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምፍልላይን ምክፍፋልን ዝጠፍአሉ፤ ሰብን እግዚኣብሄርን፣ ሰማይን…