ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከባቢ ሆቴል ሸራተን ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ልምዓት ወሰን ሩባ ሸገር ዑደት ኣካይዶም።
ኣብ'ቲ ዑደት ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…