ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ – ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ንህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ እዋናዊ ኩነታት ብዝምልከት መግለፂ ቅዋም ዘርጊሑ። እቲ ፎሮም ኣብ ዝዘርገሖ መግለፂ፥ ህዝቢ ትግራይ ንኣሽሓት ዓመታት ስልጣነታት ዝሃነፀ ህዝቢ እዩ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ምሕጋዝ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም፥ ኣካላዊ ርሕቐት ብምሕላው መንፈስ ምልጋስን ህንፀት ማሕበረሳባዊ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 111 በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ዝተገበረሎም 396 ሰባት እቶም ሰለስተ ሰባት በቲ ቫይረስ ከምዝተለኸፉ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን። እቶም በቲቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን እንትኾኑ፥…
ኮሮናቫይረስ ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2020 0 አዲስ አበባ ፣ ሚያዚያ 11 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲን ዋና ፈፃሚ ስራሕን ፋውንዴሽን ኣሊባባ ጃክ ማ ንሳልሳይ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክልእኹ ኢዮም። ጃክ ማ ብዝሓት ኣቑሑት ሕክምና ንሳልሳይ ግዘ ናብተን ሃገራት ከምዝልእኹ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስ ኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ይግባእ-ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ሕውነትና ብምጥንኻርን ቫይረስኮሮና ብምክልኻልን ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቶም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንኹሎም…
ኮሮናቫይረስ ህዝብና መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ እንእድ – ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ህዝቢ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዓሊሙ መንግስቲ ብመሰረት ዘውረዶ መምርሒ ህዝቢ ብሙሉእ ትግሃት ንዝገብሮ ዘሎ ምንቅስቓስ ንኢዶም። እቶም ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ ምንቅስቓሳትና ገዲብና እነኽብሮ ክኸውን ኣለዎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰባት በዓል ትንሳኤ እንተኽብ ምንቅስቓሳቶም ገዲዲቦም ከኽብሩዎ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 4 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ኣርባዕተ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 842 ሰባት እቶም ኣርባዕተ ውልቀ…
ኮሮናቫይረስ እንግሊዝ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣቑሑት ሕክምና ልኢኻ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዘኽእሉ ኣቑሑት ሕክምና ልኢኻ። እቶም ኣቑሑት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ንምሕጋዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅን ኢንጂነር ታከለን ንበዓል ትንሳኤ ዝኸውን ህያብ ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ተረኺቦም ንበዓል ትንሳኤ ዝኾኑ ህያባት ኣወፊዮም። ብመሰረት እዚ ኣብ ቤት ትምህርቲ መነን ናብ ዝርከብ…