ኮሮናቫይረስ ዶክተር ሊያ ታደሰ ንሰብ ሞያታት ሕክምና ቻይና ምስጋና ኣቕሪበን Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ንዝተለኣኹ ጉጅለ ሰብ ሞያታት ሕክምና ቻይና ኣመስጊነን። እተን ሚኒስትር ኣብ መሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፀን ከምዝፀሓፈኦ፥ እቶም ሰብ ሞያታት ሕክምና ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ብዳህሳስ ገዛ ንገዛ ቫይረስ ኮሮና ኣብ መላእ ትግራይ 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ 5 ሚያዝያ ክሳብ ትማሊ 8 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብዝተዛዘመ ዳህሳስ ገዛን ገዛ ቫይረስ ኮሮና 33 ጥርጡራት ከምዝተረኸቡ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ዳህሳስ፥ ብቐዳምነት ሕብረተሰብ ኣብቲ ሕማም ዘለዎ ግንዛበ እንታይ ከምዝመስል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት በዓል ዓርቢ ስቕለት ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ይግባእ – መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ትንሳኤ እንትነኽብር ካብ ካልኦት ሃገራት ዓለም ልምዲ ብምውሳድ ክኸውን ከምዝግባእ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፀዊዑ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን እቲ ክልል በዓል ትንሳኤ ኣመልኪቱ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለፂ ሰናይ ትምኒት፥ ለበዳ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ ሰርዓታት…
ኮሮናቫይረስ ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ናብ ኢትዮጵያ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል እትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ዝተልኣኹ ቻይናውያን ሰብ ሞያ ጥዕና ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቲ ጉጅለ ልኡኽ 12 ኣባላት ዝሓዘ ኢዩ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ብምኻድ ነቶም ሕሙማት ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኢንጂነር ታከለ ኡማን ብምዃን ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ናብ ዘለውዎ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብኣካል ብምኻድ ነቶም ሕሙማትን ሰብ ሞያ ጥዕናን ኣበረታቲዖም። እቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 7 ተወሰኽቲ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሸውዓተ ተወሰኽቲ ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 401 ሰባት እቶም ሸውዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮ ወርሓዊ ክፍሊት ንክኸፍሉ ዝግበር ዘሎ ከይዲ ኣግባብ ኣይኮነን-ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Apr 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ወርሓዊ ክፍሊት ኣመልኪቶም ዝገብርዎ ዘለው ዘይምዕሩይ ተግባር እቶም ትካላት ባዕሎም መፍትሒ እንተዘይኣቐሚጦም ብግብረ ሓይሊ ከምዝረእ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶ/ር ገ/መስቀል ካሕሳይ…
ኮሮናቫይረስ ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ኣበርኪቶም Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ትግራይ ብዝገበሮ ፃውዒት መሰረት ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ልዕሊ ብር 2 ነጥቢ 3 ሚልዮን ገንዘባዊ ሓገዝ ገይሮም። ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት ባንኪ ኣብሲንያ ዲስትሪክት መቐለ ብር ሓደ…