ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ መገዲታት መፀገኒ ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 386 ሚሊየን ብር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጃፓንን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘለዉ መገዲታት መፀገኒ ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 386 ሚሊየን ብር ተፈራሪመን።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ኢትዮጵያ ብምውካል ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ብወገን ጃፓን ድማ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ…