ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ፒተር ማውራ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲየን። እቲ ዘተ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝፍፅሞም ዘሎ ተግባራት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ጋህዲ ንክኸውን ግደ ደቂ ኣኒስቲዮን ኣዶታትን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ብብርኪ ከተማ መድረኽ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ናይ ክብሪ ጋሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ግዘ ሰሌዳ ቀፃሊ ሃገራዊ መረፃ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 15, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ሰሌዳ ግዘን ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣካቢት ቦርድ ብሄራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ወይዘሪት ብርቱካን ሚደቅሳ፥ 10 ነሓሰ 2012 ዓ.ም ድምፂ ዝወሃበሉ ዕለት ንክኸውን ብዝብል ዘቕረብኦ ሓሳብ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ሓይሊ ኤሌክትሪክ… Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ፕሮጀክት ዝርገሐ መተሓላላፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣብያን ሓይሊ ኤሌክተሪክ መቐለ-ዳሎል ኣብ ዝተትሓዘሉ መርሃ ግብሪ ንምዝዛም እናተሰርሐ ምዃኑ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ሲቪል መሃንዲስ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ኣይተ ዳዊት ይብጌታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኣብ ዋሽንግተን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝተሳተፍሉ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ እተን ሃገራት ቅድመ ሐዚ ብመሰረት ዝገበርኡ ስምምዕ ዝሳለጥ ዘሎ እንትኸውን፥ እተን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዙራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናዥ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደፈት ከካይዱ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jan 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓጋዚ ፀሓፊ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይዱ ኢዮም። ቲቦር ናዥ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሮም ዘሳልጥዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ማእኸላይ ሪፐብሊክ ኣፍሪካ፣ ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ኢዩ። እቶም ሓጋዚ ፀሓፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘሰናድኦ ኢዩ። “ሃይማኖታት ንሰላም” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት መደባት ለካቲት ብዝምልከት ይግምግም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣከባብራ ብዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት፥ ክሳብ ሕዚ ዝተፈፀሙን ቀፃሊ ትኹረት ዘድልዮምን መደባት ኣመልኪቱ ብዕምቆት ይግምግም ምህላዉ ኣካቢ እቲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣይተ ኣለም ገብረዋህድ ገሊፆም። ዓብዪ ኮሚቴ 11 ለካቲት ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ደቡብ ኣፍሪካ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 አዲስ አበባ፣ ጥር 4፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ኣብ ክልተኣዊን ዲፕሎማሲ ዜጋታትን ኣድሂቦም ዕዉት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካባና ወፃኢ ዘሎ ፅለኣት ቅድሚ ምስዓርና ኣብ ውሽጥና ዘሎ ቂምን በቐልን ክነውግድ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ስታዲየም ኢምፔሪያል ዎንደረርስ ተረኺቦም ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር…