ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋሽንግተን ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣብ ሰለስቲኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምስታፍ ናብ ዋሽንግተን ኣምሪሖም። እቲ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትራት ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ኣሜሪካ ዘሳልጥዎ መድረኽ ዘተ፥ እተን ሃገራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ዝበዓል ብዓል ጥምቀት ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ከተማ ማይጨው ክኽበር ኢዩ። እቲ ብዓል ኩሉ ትግራዋይ ዝተዓደመሉን ንዘይምትራፍ ክውስነሉ ዝግባእን ኢዩ ክብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ትግራይ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅና ብስምዒት ፓን ኣፍሪካ ንዕቤት ኣፍሪካ ምስ ኤ ኤን ሲ ተሓጋጊዙ ንምስራሕ ቁርፀኛ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ደቡብ አፍሪካ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 108 ዓመት ክብረ በዓል ምጥያሽ ብሄራዊ ፓርቲ ኮንግረስ ኣፍሪካ(ኤ ኤን ሲ) ተኻፊሎም። እቲ ዓመት በዓል ኣብ ከተማ ኪምበርሊ ዝተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምና ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 397 ሰብ ሞያ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሌጅ ጥዕና ሳይነስ ዩንቨርስቲ መቐለ ብሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 392 ሰብ ሞያ ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቶም ሰልጠንቲ ብሞያታት ሜዲሲን፣ ሕክምና ስኒ፣ ነርሲንግ፣ ባዮ ሜዲካል፣ ሚድዋይፍሪ፣ ፓብሊክ ሄልዝ ሓዊሱ ብሳልሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ተወከልቲ ኣባላት ዲያስፖራ ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ካብ ዓውዲ ንግዲ፣ ሙያ ማሕበራት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካልኦት ክፋላት ሕብረተሰብን ምስ ዝተወከሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ርክብ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ናብ ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ከምዘሰጋግሮ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሽፈራው ተክለማርያም ተዛሪቦም እቶም ኣምባሳደር ምስ…
ጥዕና ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወርሓዊ ኩነት ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። እቲ ኩነት “ኣዶ ዓንዲ ሑቖ ሃገርን ስድራን ኢያ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ ብብርኪ ሃገር ንመበል 14 ግዘ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽበር ዘሎ ወርሓዊ ጥዕና ዝዓሰላ ኣዶ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ልዕሊ 65 ኪሎ ሜትሮ ፅሬቱ ዝሓለወ መገዲ ኣስፋልት ይህነፅ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለ ዝሳለጡ ዘለዉ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓታት ብእዋኑ ተዛዚሞም ኣገልግሎት ንኽህቡ ካብ ግብሪ ዝኽፈል ገንዘብ ብኣግባቡ ክእከብ ከምዝግባእ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ፀዊዑ። ኣብ ምእካብ ግብሪ ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ትማሊ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰለስቲኣዊ መድረኽ ዘተ ግድብ ህዳሰ ብዘይስምምዕ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ዝፀንሐ ሰለስቲኣዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ብዘይስምምዕ ተዛዚሙ። እቲ ዘተ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ እቲ ቴክኒካዊ ኣኼባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኒሻን ክብሪ ኢኳቶሪያል ጊኒ ተሸሊሞም Gebremariam Weldegerima Jan 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኒሻን ክብሪ ኢኳቶሪያል ጊኒ ተሸሊሞም ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሰላም ብምዕሳል ብመንፅር ኣፍሪካ ንዝገበሩዎ ኣስተዋፅኦ ዝተውሃበ ሽልማት ከምዝኾነ ድማ…