ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት መሃሙዱ ቡሃሪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ናይጄሪያ መሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ትኹረት ብምግባር ልዝብ ከምዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሽግ ሓርነት ደደቢት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታትን ከተማታትን ዞባ ማእከል ኣቀባብላ ተገይሩላ። እታ ሽግ ሓርነት ካብ ደደቢት ዝተበገሰት እንትትከውን፥ ኣብ ከተማታት ኣክሱም፣ ራማ፣ ኣሕስኣን ዓድዋን ከምኡ እውን ወረዳ ኣሕፈሮም፣ ናዕዴር ዓዴትን ታሕታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ኣራፕ ሞይ ይሳተፋ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ብሄራዊ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ነበር ፕዚዳንት ኬንያ ዳንኤል ኣራፕ ሞይ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ስታዲየም ንያዮ እናተካየደ ዝርከብ እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኡሁሩ ኬንያታ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ምስ ልኡኻት ሱዳንን ግብፂን ዝተገበረ ውፅኢት ድርድር ማዕቐፍ ሕጊ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ምግማጋም ጀሚሩ። እቶም ሚኒስትር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንኣፍሪካ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ዘሰጋግሩ ውሳነታት ዝተመሓላለፉሉ ከምዝነበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምዝዛም እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…
Uncategorized ኢትዮጵያ ሰፊሕ ሓይሊ ሰብን ኣማራፂ ዕዳጋን ዝሓዘት ንኢንቨስትመንት ምዕርይቲ ሃገር ኢያ – ቀ/ይ ሚ/ር ጀስቲን ተሩዶ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ሰፊሕ ሓይሊ ሰብን ኣማራፂ ዕዳጋን ዝሓዘት ንኢንቨስትመንት ምዕርይቲ ሃገር ምዃና ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ተሩዶ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ሎሚ መዓልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካውያን መሰል ህፃናት ንኽኽበር ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያንን መራሕቶምን መሰል ህፃናት ንኽኽበር ኣበርቲዖም ክሰርሑ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብ ኣፍሪካ ብዝፍጠር ጎንፂን ኲናትን ዝጉድኡ ህፃናት ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሃገራት ተዛትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ማያርዲት፥ ኣብታ ሃገር ዘላቒ ሰላም ምዕሳል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ሓላፊ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቅንያት ለካቲት ኣብ ከተማ መቐለ ሓሙሽተ እምነ ኩርናዓት ክቕመጡ እዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ምኽኒያት ብምግባር ሽዱሽተ ለካቲት 2012 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ሓሙሽተ እምነ ኩርናዓት ከምዝቕመጡ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ 1.…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ኣቦ መንበር ህወሓት ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 "ህዝቢ ትግራይ ን 17 ዓመታት ኣብ ዘካየዶ መሪር ዕጥቃዊ ቓልሲ ንምእማኑ ዘፀግም ኹለ መዳይ መስዋእትነት ብምኽፋል ታሪኻዊ ሕዝባዊ ዓወት ንኽተመዝግብ መሰረት ቓልስኻ ዝኾነት 11 ለካቲት እንኳዕ ኣብፀሓካ ኣብፀሓና። ኹሉ ዝተኻየደ መሪር ተጋድሎ መስዋእትነትን መጉዳእትም ዝተመዝገበ ዓወትን ትርጉም…