ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 33 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ እውን ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስላጥ ዝጀመረ መበል 33 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ እውን ይቕፅል ኣሎ። እቲ ስሩዕ ጉባኤ፥ “ጎንፂን ኲናትን ብምዕጋት ንልምዓት ኣፍሪካ ምዕሩይ ሃዋህው ምፍጣር!” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ…
ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተጠርጠሩ ሰባት ብሙሉኦም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮረና ዝተጠርጠሩ ሰባት ብሙሉኦም ካብቲ ቫይረስ ናፃ ከምዝኾኑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዘ ወይ ተጠርጢሩ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚስትር ካናዳ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚስትር ካናዳ ጀስቲን ቱሩዶ ተዛትየን። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ክልቲአን ሃገራ ብምድሃብ ተዛትዮም ኢዮም። ኣብ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትየን። ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል፣ ሚኒስትር መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ወይዘሮ ያለም ፀጋይ፣ ጅግና ሲ.ኤን.ኤን ዓመተ 2019…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኤርና ሶልበርግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ /ኢጋድ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ከይዲ ቅድመ ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብዝርዝር ገምጊሙ። ተናሓናሕቲ ውድባት እታ ሃገር፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትም። ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ክሳብ ሕዚ ድማ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌህን ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን መናንጋጋዋን ኣትዮም ኣለዉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ምስ ዝገበረ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ፀገም ድኽዳኸ ንምውጋድ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ…