Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ኣይኮነን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመን ሸርፊ ወፃኢ ብዕዳጋ ክውሰን ምግባር ማለት ምስ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ዝውሰን እምበር ብቅልጡፍ ንበይኑ ተግባራዊ ዝግበር ከምዘኮነ መንግስቲ ኣፍሊጡ። ዓለም ለኻዊ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተጀመረ ሃገር በቆል ምምሕያሽ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ጊኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገብሩ ዘለዉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወደብ ኮናክሪ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ብሓባር ብምዃን ኢዮም ዑደት ገይሮም።…

ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝበፅሑ ሓደጋታት ንምምካት ዘኽእል16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ዝሓቖፈ ፎረም ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)16 ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ፣ ኣብ ልዕሊ ትግራይን ተጋሩን ዝበፅሑ ዘለዉ ሓደጋታት ህልውናን ድሕንነትን ብጥሙር ሓድነት ንምምካት ዘኽእል ፎረም ኣጣይሸን። እቲ ፎረም ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ትግራይ ዝመርሖ እንትኸውን፥ ውድባት ፖለቲካ ህወሓት፣…

ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ሰለስቲኣዊ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዘድሃበ ሰለስቲኣዊ ዘተ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። እቲ ቴክኒካዊ ኣኼባ፥ ኣብ ዙርያ…

በዓል ልደት ኢየሱስ ክስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ኢየሱስ ክስቶስ ብኩሎም ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ኩነታት ተኸቢሩ ውዒሉ። እቲ በዓል ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኢዩ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ዝወዓለ። ኣብ ላስታ ቤተ ክርስትያን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ጊኒ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጊኒ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጊኒ ኮናክሪ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ጊኒ ፕሮፌሰር ኣልፋ ኮንዴ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቲ ዑደት ኣብ መንጎ…

ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ኣብ ዙርያ ግድብ ህዳሰ ኣብ ኣስ ኣበባ ሰለተኣዊ ዘተ ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ግብፂን ሱዳንን ሰለተኣዊ ዘተ ግድብ ህዳሰ 29ን 30 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣስ ኣበባ ከካይዳ ኢየን። እቲ ዘተ፥ ሚኒስትራት ማይ ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ዝተረኸቡሉ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ቴክኒካዊ ኣኼባ፥ ኣብ ዙርያ…

ቀ/ሚ ኣቢይ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ዶክተር ኣቢይ ኣብ መልእኽቶም፥ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ምፍልላይን ምክፍፋልን ዝጠፍአሉ፤ ሰብን እግዚኣብሄርን፣ ሰማይን…

ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ንሃገሮም ሰላምን ምርግጋዕን ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ኣብ ሰላምን ምርግጋዕን ሃገሮም ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም። በዓል ልደት እንትነኽብር ንዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ እውን እቶም መራሕቲ ሃይማኖት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…

ፖሊስ ንበዓል ልደት እኹል ምድላው ምግባሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ርክብ ህዝቢን ሚዲያን እቲ ኮሚሽን ዋና ኢንስፔክተር ማርቆስ ታደሰ ንጣቢያና ከምዝገለፁዎ፥ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲሰ ኣበባ ንበዓል ልደት ኣድላዪ ዘበለ…