ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ነበርቲ ከተማ ያቤሎ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ትርከብ ከተማ ያቤሎ ምስ ዝርከቡ ነበርቲ ተዛትዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ፥ ነበርቲ እታ ከተማ ዘለዎም ናይ ፍቕሪን ሰላምን ባህሊ ብሓድነት ኣፅኒዖም ንኢኮኖሚያዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ናብ ዞባ ቦረና ኣምሪሖም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። ኣብ ከተማ ያቤሎ እንትበፅሑ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይርሎም። ኣብቲ ጉዕዞ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓዊሱ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቅዋም ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2020 0 ኣብ ታሪኽ ውድብና ንፈለማ ግዜ ካብ ታሕሳስ 25 ክሳብ 26 /2012 ዓ/ም ንተኸታታሊ ክልተ ማዓልቲ ''ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን '' ብዝብል መሪሕ ቃል ዘካየድናዮ ታሪኻዊ ቀዳማይ ህፁፅ ጉባኤ ብዓወት ተዛዚሙ ኣሎ። ከምቶም ሕሉፋት ጉባኤታትና ህፁፅ ጉባኤና ‘ውን ንህልው መድረኽ ብዝግባእ ገምጊሙ ቀፃሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ኤሌክትሮኒክስ ኢትዮጵያ ኣብ ቤትፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስነስርዓት ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ሚኒስትራት፣ ኣምባሳደራት፣ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ትካላትን ብኽብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎ- ኣይተ ብናልፍ ኣንዷለም Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልፅግና ፓርቲ ሃገራዊ ምርጫ 2012 ኣብዚ ዓመት ንኽካየድ ፅኑዕ ቅዋም ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ኩነታትን ሃገራዊ ምርጫን ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላለፈ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ብልፅግና ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤና ነቲ ዝጀመርናዮ ቃልሲ ዘሐይልን እዋናዊ ፀገምና ንምፍታሕ ልዑል ተራ ዘለዎ ውሳነታት ክንውስንን ዓብዪ እምነት ኣለኒ-ዶክተር ደብረፂዮን Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣብ ኣዳራሽ ሓውልቲ ሰማእታት ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ፥ ካብ ሎሚ ዕለት 25 ክሳብ 26 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ክፀንሕ ኢዩ። “ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህፁፅ ጉባኤ ህወሓት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህፁፅ ጉባኤ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ካብ ፅባሕ ዕለት 25 ታሕሳስ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳለጥ ኢዩ። እቲ “ጉባኤ ፅንዓትን መኸተን” ብዝብል መሪሕ ቓል ኣብ ከተማ መቐለ ዝካይድ ጉባኤ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊን ክልላዊን ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ መስራቲትን ዋና ፈፃሚት ስራሕን ታንጀብል ሆፕ ፋውንዴሽ ሊሊ ዮሴፍ ተዛትየን። ተግባር እቲ ፋውንዴሽን ጠጠው ንዝበለሉ ዕላማ ቁርፀኛ ካብ ምዃኑ ብተወሳኺ ፅቡቕ ውፅኢት ከምዘምፅእ እውን እተን ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ንክወፅኡ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ን2 ሺሕን 135 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክወፅኡ ወሲኑ። እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ቤት ህንፀት ኣበ ዝነበሮም ፃንሒት ብዘርኣይዎ እወንታዊ ስነ ምግባር መሰረት ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልእኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብተልኾን ብምርምርን ንምውዳብ ዓሊሙ ዝተገበረ መፅናዕቲ ዕላዊ ኮይኑ። ዘተ ቤት ምኽሪ ለውጢ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፥ ፕሬዚዳንታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ኣመራርሓታት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ውልቀን ላዕለዎት…