Uncategorized መሻርኽቲ ልምዓት ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ንኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መሻርኽቲ ልምዓት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ዘሎ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዝዓለመ ተወሳኺ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ደገፍ ንምግባር ቃል ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፅዎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 77 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ስርዓት ኣመራርሓን ፕሮጀክትታት መንግስቲ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ተዛቲዩ።…
ቴክኖሎጂ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያ ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ክፍሊ ምትሕብባር ቴክኒክ ኣፍሪካ ሹካት ዓብዱልራዛቕ ተዛትዮም። ኣብ ዙርያ ቴክኖሎጂ ኣቶሚክ ብሓባር እናተሰርሑ ዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መፋርቕ ኣፋሪቕና ’ዶ?-መንግስቲ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር መበል 45 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ 11 ለካቲት ብዝምለከት ሰሙናዊ መግለፂ ሂቡ። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ህዝብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎቦታት ገርዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ንክምዝገብ ሪጋ ሒዙ’ሎ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ሓድግታት ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ገሊፁ። ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴንማርክ ንመፈፀሚ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ መፈፀሚ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ብመልክዕ ሓገዝ ክትህብ ኢያ። እቲ ሓገዝ ስምምዕነት፥ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ካሪን ፖልሰንን ተወካሊ ውድብ ሕቡራ መንግስታት ቱርሃን…
ቢዝነስ ትካል ገንዘብ ዓለም ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይ.ኤም.ኤፍ) ንኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ምግባሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ትካል ገንዘብ ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሽልማት ኖቤል ሰላም ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ሎሬት ኖቤል ሰላም ዓለም ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣብ ቤተ መንግስቲ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና-ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዩኔስኮ ዘይድህሰስ ሓድጊ ኮይኑ ብምምዝጋቡ እንኳዕ ደስ በለና ክብሉ ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ገሊፆም። በዓል ጥምቀተ ክርስቶስ ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መርሃ ግብሪ መግለፂ ታሕጓስ ኣብ ክልል ሃረሪን ዞባ ወላይታን ተሳሊጡ። ኣብ ክልል ሃረሪ ኣብ ዝተሳለጠ ድሙቕ መርሃ ግብሪ፥ ላዕለዎት መራሕቲ ስራሕ እቲ ክልል፣ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባገዳታት፣ መናእሰይን…