Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢኖቬሽን ብምጥቃም ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ክነሳልጥ ትፅቢት ይግበር- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓቕሚታት ኢንተርፕሪነርሺፕን ኢኖቬሽን ተጠቒምና ህንፀት ዘመናዊ ሰራዊት ምስላጥ ትፅቢት ይግበር ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም፡፡ መርሃ ግብሪ ምስረታ ምክልኻል ማእኸል…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ተሸጋጊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ዓመታት ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ፈረንሳን ዘሎ ርክብ ኩለ መዳይ ናብ ዝኾነ ጠንካራ ርክብ ምሽግጋሩ ቤት ፀሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ ከምዝበሎ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ልኡኽ ብሓባር ብምዃን ንዕላዊ ዑደት ሎሚ ናብ ፓሪስ ፈረንሳይ ኣትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፓሪስ እንትበፅሑ ብብሄራዊ ሓይሊ…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምፍራሙ ዝጥዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ጎንፂ ንኽፋጠር ድልየት ኣለዎም- ዋና ተደራደርቲ ፕሪቶሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምፍራሙን ህይወት ሰብ ብምትራፉ ዝተጠዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ሕዚ እውን ጎንፂ ንኽፍጠር ድልየት ከምዘለዎም ዋና ተደራደርቲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዘተ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዋና ተደራደርቲ ዝነበሩ…

ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)  ሎሚ መዓልቲ ኣቕሪቡ፡፡ እቲ ኮሚቴ ንኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ ብምክያድ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ መመዘኒ ብምምለኦም ዝተመረፁ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…

ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡‎ ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…

ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዞባ ጅማ ተሞክሮ ዝውሰደሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ እናተወገነ ዝርከብ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዝበረታታዕን ተሞክሮ ዝውሰደሉን ከምዝኾነ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ትሩፋት ሌማት፣ ስግግር ስርዓተ ምግቢን ግምጋም ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ኣመራርሓ…

ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣቕራቢ ሕፁያት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለ ከይዲ ምልመላን ዝተመረፁ ሕፁያትን ዕላዊ እንትገበሩ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ስርዓት ምግቢ ዘጠናኽር ልውውጥ ልምዲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ስርዓት ምግቡ ዘጠናኽሩ መድረኻት ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። በቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 2ይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ምክልኻል ጥሜትን ልምዓት…