Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ከይዱ ከቢድ ይኹን እምበር ፍሪኡ ጥዑም ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መድከሚ ይኹን እምበር ፍሪኡ ኣዚዩ ጥዑም ክኸውን ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ዝተሰየመ ፍሉይ ቃለ መሕትት ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒት፥…

ንፈለማ እዋን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝገበርኩዎ ዑደት እቲ ፕሮጀክት ዝፈረሰ መንደር ይመስል ነይሩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጂኦፖለቲክስ ኢትዮጵያ ካብ ዝኽትምና ናብ ዝሐሸ ቁመና ምስግጋሩ ጋህዲ ክኸውን ግድብ ህዳሰ ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ወግዒ ኣብ ጉባ" ኣብ ብዝብል መሕትት÷ ግድብ ህዳሰ ንፈለማ እዋን…

ኣብ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ የጭላ ኣበርገለ ብልዕሊ 483 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝህነፅ ፕሮጀክት መስተ ማይ ተጀሚሩ። ኣብ ስነ ስርዓት መጀመሪ ህንፀት እቲ ፕሮጀክት መስተ ማይ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደን…

ልደት ነብዩ መሓመድ እንትነኽብር ንሶም ይምዕዱዎም ዝነበሩ ክብሪታት ምሕሳብ ይግባእ – ሼኽ ኣብዱል ሃሚድ ኣህመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልደት ነብዩ መሓመድ እንትነኽብር ንሶም ይምዕዱዎም ዝነበሩ ክብሪታት ሰላም፣ ምክእኣል፣ ምክብባርን ሓድነትን ምዝካር ይግባእ ኢሎም ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ኣብዱል ሃሚድ ኣህመድ፡፡ መበል 1 ሺሕን 500 በዓል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2017 ዓ.ም ዘሳለጡዎም ተግባራት

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2017 ዓ.ም ቅልጡፍ ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ቁልፊ ዝኾኑ ስትራቴጂካዊ ውጥናት፣ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣፈፃፅማ ፕሮጀክትን ስምምሕነት ህንፀትን፤ ብ2.5 ቢሊዮን ዶላር መፍረዪ ኮምፕሌክስ ዘበናዊ ዱኽዒ ዩሪያ ንምጥያሽ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቦረና ዝተሃነፀ መዕርፎ ነፈርቲ ያቤሎ መሪቖም ስራጅ ኣጀሚሮም። ነበርቲ ዞባ ቦረና፣ ከተማ ያቤሎን ከባቢኡን ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ኣየር ብምዃኖም መልእኽቱ እንኳዕ ደስ…

ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን – ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ዘካተቶም ስራሕቲ….

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍኤም ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን - ጎሮ- ቪኣይፒ መገዲ ኣየር ኣዲስ ኣበባ ውቅብቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ንነበርቲ ሰፊሕ ዕድል ስራሕ ፈጢሩ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። ተርሚናልን ልምዓት ኮሪደርን  ኣዲስ ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን -…

ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ኣሰራርሓ ልምዓት ኮሪደር ንመፃኢ እዋን ተስፋ ዝህበና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ ብኣርባዕተ…

ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት ንዓለም ምግላፅ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሁራን ጋዜጠኝነትን ኮሙዩኒኬሽንን ያታ ኣፍሪካ ብኣፍሪካዊ ቅኒት፤ ብኣፍሪካውያን ኣንደበት ንህዝቢ ዓለም ምግላፅ ይግባእ ኢሎም። ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ኮሙኒኬሽን ቻይናን ኢኒሼቲቭ ኮንስትራክቲቭ ጆርናሊዝም ፓን ኣፍሪካን ብምትሕብባር…

ኣብ ግድብ ህዳሰ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ምስ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝዋፈሩ ምልምል ኣባላት ፖሊስ ሓለዋ ወሰን ባሕሪ ብመሰረታዊ ባሕረኛነት ብምስልጣን ኣመሪቑ። ኣብ ኣካዳሚ ማሪታይምን ሎጂስቲክስን…