ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፦ Desta May 20, 2025 0 ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፣ ዲጂታል ማንነት ተስፋ ዝህብ ካብ ዝኾነ ፈጠራ ናብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መሰረታዊ ዓንዲ ተሰጋጊሩ። ድሕረ ሐዚ ኣማራፂ ዘይኮነስ ንሰባት ካብ ኣገልግሎታት፣ ማሕበረሰባት፣ ትካላትን መንግስታትን ዘራኽብ ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ኢዩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ኮይኖም Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ከምዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ኣይተ ዮዳሄ ዘሚካኤል ገሊፆም። ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ ጉባኤ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተኣማምን መረዳእታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ጠንካራ ስርዓት ክዝርጋሕ ይግባእ- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣባል ሃገራት ዘተኣማምን መረዳታ ለውጢ ክሊማ ንምፍልፋል ዘኽእል ስርዓት ክዝርግሑ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም፡፡ ማእከል ትንበያን ትግበራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ድኽነትን ስእነት ስራሕን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ድኽነት፣ ስእነት ስራሕን ኣድልዎን ንምፍታሕ ቆራፅነት ምትሕብባርን ምጥንኻር ከምዝግባእ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ መበል 20 ዓለም ለኸ ትካላት ስራሕ ዝተመስረተ ናይ በዓል ሞያታት 'ሌቨር ቤዝድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ምህናፅ ዝከኣል ኣብ ህፃናት እንትስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima May 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ሃገር ዝርከብ ትውልዲ ንምህናፅ ዘኽእል ባይታ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመሓዳሪ ግዝኣት ሞምባሳ ኬንያ ኣብዱልስዋማድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta May 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ዲጂታል መሰረተ ልምዓትን ስራሕቲ መማዕበሊ ክእለትን መሪሕ ሃገር ትኸውን ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ “ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስን ንምዕባለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ኣብ ዝሓለፉ ሕዲት ዓመታት ርኡይ ውፅኢት ተመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ርኡይ ውፅኢት ምምዝጋቦም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፈላማይ ዝኾነ ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኣብ ሓድሽ ዓለም ለኸ ማእከል ኮንቬንሸን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣገልግሎት ጥዕና ጠሚቱ ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima May 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ንማኽበረሰብና ጥሬቱ ዝሓለወን ፍትሓዊን ኣገልግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ፖሊሲ ጥዕናን ስትራቴጂን ብምሕንፃፅ በዓል ዋናነት ሕብረተሰብ ብዘረጋገፀ መልክዑ ስራሐቲ ብትኹረት እናወገነ ከምዝኾነ ናይ ኣደባባይ ሓቂ ኢዩ። ምኸንያቱ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ኣላ-መንግስቲ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ባጀት ዓመት ኣብ ዓውዲታት ግብርና፣ ማኑፋክቸሪንግን ኮንፍረንስ ቱሪዝምን ካልኦተን ብዙሓት ውፅኢታት ተመዘገብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ተስፋ ዝህብ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Desta May 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተተግበር መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ተስፋ ዝህብ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። ፎረም ፋይናንስ ኢትዮጵያ ሎሚ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ታዬ…