ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላም ናይ ምኽባር ግደኣ ኣዘሚና ከምትቕፅል ኣረጋጊፃ Gebremariam Weldegerima May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምኽባር ዓለም ለኸ ሰላምን ድሕንነትን ዘለዋ ዘበናት ዝተሳገረ ግደ ብዝበለፀ ብምዝማን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ኣረጋጊፀን፡፡ ብሚኒስትር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በርሊን እናተኻየደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዋ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐት ትኸውን – ምሁራን Gebremariam Weldegerima May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናተይ ዝብሎ መውፅኢን መእተዊን እንድሕር ዘይሃሊዩዎ ንዝመፅእ መጥቃዕቲ ዝተቓለዐ ከምዝኸውን ምሁራን ገሊፆም። ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ተማራማሪ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ብሩክ ሃይሉ (ፕ/ር) ከምዝበሉዎ፤ ሕቶ በሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ተሰሪዙ mizan mekonen May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ከምዝተሰረዘ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ካብ ፖለቲካ ፓርቲነት ምስራዙ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዘውፅኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ሃገር እፎይታ ንኽትረክብ ምግባር ከምዝግባእ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአኵስም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለ ሃይማኖት ብፁእ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት እጃሞም ንኸጠናኽሩ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ትካላት እምነት ዘለወን ግደ ኣጠናኺረን ንኽቕፅላ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም፡፡ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዞባዊ ድሕንት ንምሕላው ትካላት ፀፅታ ምጥንኻር ኣድላዪ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀፅታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓት ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚን ፅባሕን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ 3ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም፣ ሓድነትን ልምዓትን ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ብቐንዱ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ማሕበረሰብ እምነት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ፣ ኣጀንዳ 2063 ሕብረት ኣፍሪካ ንምዕዋትን ከይዲ ጉጅለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላም ዞባ ኣፍሪካ ንምሕላው ዘኽእል ሪፎርም እናገበረት ምዃና ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ሃገር ብዝዘለለ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ዞባ ንምሕላ ብዘኽእል መልክዑ ትካላዊ ሪፎርም እናካየደት ምዃና ዋና ዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቦም። ኣምባሳደር ሬድዋን እዚ ዝበሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሃፍቲታት ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ብዝበለፀ ንምልማዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣፍሊጠን፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ወርክሾፕ ጂኦ ቱሪዝምን ጂኦ ፓርክን ኣመልኪቶም እተን ሚኒስትር ንፋና ዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብድሆታት ብምፍታሕ ምቹው ዕድላት ተፈጢሩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ mizan mekonen May 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝነበሩ ብድሆታት ብምፍታሕ ኣብቲ ዓውዲ ምቹው ዕድላት ምፍጣር ተኻኢሉ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም፡፡ 3ይ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2025" ዓለም ለኸ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ…