ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ምንቅስቃስ ፋይናንስ ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ፋይንስ ምንቅስቃሳት ብምምችቻው ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ፊርማ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣቦ ወንበር ቦርድ ግሩፕ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብዝምልከት ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ… Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ብራኸ ኢትዮጵያ ንምዕዋት ሰላም ምፅናዕ ናይ ኩሉ ሓላፍነት ክኸውን ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰላም ካብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ለውጢ ትሩፋት ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣመራርሓታት መድረኽ ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ብሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተሰናደአ እቲ መርሃ ግብሪ “ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ” ብዝብል ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ምብራኽ ዘመን ዘብስሩ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Aug 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዝኸፈቱ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ወጋሕታን ምብራኽ ሓዱሽ ዘመን ዘብስሩ እዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ዝሃቀኑዎም ሜላታት… mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ንታሪኻዊ ፀላእቲን ተለኣኣኽቶምን ንኢትዮጵያ ካብ መገዳ ንምትራፍ ናይ መወዳእታ ፈተነ እናገበሩ ከምዝርከቡ ኣመልኪቱ፡፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ ፈተነኦም ድማ ሽዱሽጸ ሜላታት ንምጥቃም ከምዝተበገሱ እቲ ቤት ምኽሪ ገምጊሙ፡፡ እዞም ሜላታት ድማ፡- Ø ንሞት ዝደላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ናይ መወዳእታ ፈተነ ታሪኻዊ ፀላእቲ ንመወዳእታ ግዘ ንምምካን ብቖራፅነት ንምውጋን ዘቐመጦም ሸውዓተ ጉዳያት፡- mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ጎንፂ ከትርፉ ዝኽእሉ ሰላማዊ ኣማራፂታት ብኹሉ ኣንፈት ንምፍታንን ብሰላማዊ መገዲ ንምቅላስ ንዝወሰኑ ዕጡቓት ኣድላዪ ዘበለ ኩሉ ምግባር፤ ኣማራፂ ሰላም ብዘይምቕባል ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ንብረት ሃገርን ፀግ ንምፍጣር ኣብ ልዕሊ ዝተልዓሉ ሓይሊታት ብዝተጠናኸረ መገዲ ሕጊ ንምኽባር፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መግለፂ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ንሕና ኣባላት ቤት ምኽሪ ፓርቲ ብልፅግና ካብ 30 ሓምለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2017 ዓ.ም ኣብ ዘካየድናዮ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ፣ ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብዝርዝር ተዛቲና። ቤት ምኽሪና ሕዚ ኣብ ዘሎ ጂኦ ፖለቲካዊ ኩነታት ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝኽበረሉ መገዲ ተመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተ ተሳሊጡ – እቲ ኮሚሽን mizan mekonen Aug 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ንምጅማር ዝሕግዝ ውፅኢታዊ ዘተታት ተሳሊጡ ኢሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ፡፡ ኣመራርሓ ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ ብምኻድ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ምዝታዮም ተሓቢሩ፡፡ ወሃቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ ኾይኑ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Aug 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምትሕብባረን ዝያዳ ውፅኢታዊ እናኾነ መፂኡ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ኣብ 2025 ወለንታዊ ሕክምና ቻይና ግብረ ሰናይ ኣፍሪካ ልእኽቶን ዓለም ለኸ መርሃ ግብሪ ምጅማር ወፍሪ ወለንታዊ ሕክምና…