Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – እስራኤል ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን እስራኤልን ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ እናተገበረ ይርከብ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…

ምስ እስራኤል ምትሕብባርና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ እስራኤል መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ብልዑል ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ተመሪሖም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌዲዮን ሳር ዘትዮም፡፡ ክልቲኦም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ብዝበለፀ…

ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ዝተማልአ ልኡላውነትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር "ብሩህ ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኘሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ኣራት ኪሎ መዘከርታ ሓወልቲ ሓርበኛታት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ እቲ በዓል ፕሬዚዳንት ታዬ ሑቕፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። ኣብቲ በዓል ኣመራርሓታትን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻል፣…

መዓልቲ ሓርበኛታት ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ እዮ- ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሓርበኛታት(መዓልቲ ዓወት) ባዕዳውያን ገዛእቲ ኣብ መሬት ኣፍሪካ ምስዓር ከምዝከኣል ዳግማይ ዝተገለፀሉ ብርቱዕ ቃልሲ መግለፂ ምዃኑ ኘሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣገንዚቦም። መበል 84 መዓልቲ ጀጋኑ ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ…

ናይዚ ዘበን ሓርበኝነት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴ መስፍን ብተደጋጋሚ ኣብ ዘመሓላልፍዎ መልእኽቲ "ኢትዮጵያ እተኽብሮ መዓልቲ ዓወት እምበር መዓልቲ ነፃነት ኣይኮነን" ኢሎም። መዓልቲ ነፃነት ዝተረኸበሉ ዘይኮነስ ኣያታትና ብዝኸፈልዎ…

መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ይክበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 84 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ መዘከርታ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይክበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኘሬዚዳንት ማሕበር ጥንታዊ ሓርበኛታት ኢትዮጵያ ልጅ ዳንኤል ጆቴን መስፍን፣ ሓርበኛታት፣ ስድራ ቤት ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።  

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 84 በዓል መዓልቲ ሓርበታት (መዓልቲ ዓወት) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ፡- እንኳዕ…

መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ – ኮ/ጄ ደመላሽ ገ/ሚካኤል

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ህይወት መስዋእትነት ብምኽፋል እንተይተረፈ ዝተውሃቦ ሓላፍነቱ ዝዋፃእ ሰራዊት ፖሊስ ተፈጢሩ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሲሉ ገሊፆም፡፡ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 116 በዓል ምስረታ ፖሊስ ኢትዮጵያ…