ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዞባ ጅማ ከተማ በሻሻ ዘህነፆ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ብምምራቕ ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይሩ፡፡
ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርቓት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ…