Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተጎሳቖሉን ኣዚዮም ዝተጎድኡን ኣባይቲን ከባቢን ዝርከበላ ዝነበረት ካዛንቺስ ሎሚ ናይ ሓበራዊ ፃዕሪን ለውጢን ሽልማትና ኮይና ተረኺባ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ከምኡ እውን ናብ ያውንዴን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሩዕ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ምምሕዳር ግዝኣት ካሜሩንን ፕሬዚዳንት ሓጅ ኮሚቴ ፖል ኣታንጋ ንጂን ምስ ልኡኾም ብምዃን…

ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መልህቕ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዳስትሪን ስያልኮት ፓኪስታን ኣብ ዘዳለዎ ቢዝነስ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ዝተቐመጡ ሸቶታት ምዕዋቱ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዕድጊት ኣውሮፕላማትን መባፅሕቲ ኣብ ምድንፋዕን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ዝተቐመጡ ሸቶታት ከዕውት ከምዝኸኣለ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ እቲ መገዲ ኣየር ገሊፆም፡፡ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ምስ ቢቢሲ “ፎከስ ኣፍሪካ”…

ኢትዮጵያን ስዑዲን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ስዑዲ ዓረብን ኢኮኖሚ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝዓለመ ኣኼባ ኢትዮ- ሳዑዲ ሓባራዊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ኣቦ መንበር ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮጵያ…

ድሌታትና ብሓይሊ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ድሌታትና ብሓይሊ መማረፂ ንምፍፃም እንኸደሉ ርሕቐት ይኣክል ክንብሎ ይግባእ ክብሉ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራን ውድባት ዲሞክራስያዊ ሕብረት ኢትዮጵያን ምስ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን…

ኣይ ኤም ኤፍ ንልምዓትን ዕቤትን ኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ንኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ዝገብሮ ምሕዝነት ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ፡፡ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱን ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣይ ኤም ኤፍ…

ብዝተዋደደ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ የድሊ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዝተወደበ ሓበሬታ ዓለም ለኻዊ ኻፃሕነት ምስፋሕ ይግባእ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣድማሱ ብኣሰናዳእነት ዓለም ለኸ ዲፓርትመንት ኣብ ማእኸላይ ኮሚቴ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዝተኻደን ካብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን፤ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ሕልፈት መሪር ሓዘን ተሰሚዑኒ”…

ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ብሕልፈተ ህይወት መራሒ ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ሮም ዝኾኑ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን…