ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነ ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ብዝርዝር ከምዝስዕብ ይቐርብ፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈላማይ ዝተመያየጠ መንግስቲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቀፅሪ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ÷ሎሚ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንግስቲ 2017 ዓ.ም ድሕሪ ምቕራብ ኣብ ፓርላማ ሓምለዋይ ኣሰር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ብር 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 42 ስሩዕ ጉባኤኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትግራይ ሐዚ ዘድሊያ ሰላምን ብዘተ ፀገምካ ምፍታሕን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ትግራይ ዘሎ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለ ሕቶ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ፕሪቶሪያ ንህዝቢ ትግራይ እፎይታ ኣምፂኡ ኢዩ ኢሎም። እዚ ማለት፥ ህዝቢ ደቁ ብኲናት ካብ ምስኣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ ቀንዲ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ(ዶ/ር)። ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ፀገም ፀፅታ መበገሲኡ ዝተሰሓሓተ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ከምዝኾነ ገሊፆም። መርኣይኡ ድማ ቀዳማይ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 13 ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሰርቪስ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እዚ ዓውዲ ቱሪዝም፣ ትራንስፖርት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ጋዝ ንመጀመሪያ እዋን ናብ ዕዳጋ ክተቕርብ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ዓውዲ ኣብዚ ዓመት 12.8 ሚኢታዊ ዕብየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም Desta Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቀት ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅሬት ቁፅፅርን ምሕደራ ስግኣትን ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን ዝሰልጠኑ 40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቐት ተዋሂቡዎም፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን (ICAO)…