ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ልዕሊ 100 ሺሕ ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ንሓረስቶት እናተኸፋፈለ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ምክትል ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣበራ ከደነው ከምዝበሉዎ÷ ንሓረስቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ዝተሰመዓ ሓዘን ገሊፃ፡፡ እታ ቤተክርስቲን ኣብ ዘውፀአቶ መግለፂ ሓዘን÷ ፖፕ ፍራንሲስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ኣብ ዑደት ቬይትናም ብብዙሕ ዓውዲታት ተሞክሮ ዝተረኸበሉ እዩ- ቢልለኔ ስዩም mizan mekonen Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ዝገብርዎ ዑደት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ዘጠናኽርን ኣብ ብዙሕ ዓውዲታት ተመኩሮ ዝተረኸበሉ እዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክረታርያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡ እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቬይትናም ምስ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ኢትዮጵያ ከም በሪ ክትጥቀም ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እስያ ንእትገብሮ ኩለመዳይ ርክብ ንቬይትናም፤ ቬይትናም ኣብ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ድማ ንኢትዮጵያ ከም ስልታዊ መሓዛ ክጥቀማ ኢየን ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የቭልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “በዓል ትንሳኤ ኣብ ገላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዋና ተፀዋዒ ሚኒስትር መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “እንዃዕ ንጎይታና፣መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ተስፋ ብርሃን፣ ምስጋርን፣ ፍቕሪ፣ ምትሕስሳብ፣ ሕብረትን ሓድነትን ይኹነልና!! ርሑስ በዓል !!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ዘመሓላለፍዎ መልእክቲ mizan mekonen Apr 19, 2025 0 “ንመላእ ሰዓብቲ እመነት ክርስትና እንዃዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ በዓል ትንሳኤ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ በዓል ትንሳኤ ናይ ፍቕሪ፣ ሓጎስን ሰላምን ዝተመልአ ይኹነልና፡፡ ፈጣሪ ኢትዮጵያን ህዝባን ይባርኸ፡፡ ርሑስ በዓል!!”
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር መኣዲ ኣካፊለን mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ምስ ትካል መሐብሐቢ ህፃናት ሙሉእ ፍቕርን ብርሃን ይኹን÷ ንዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 100 ህፃናትን መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ብተወሳኺ ቀዳማዊት እመቤት ዘህነፅኦ ማእኸል ዘውዲቱ መሸሻ…