Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መናእሰይ ኣብ ህንፀት ሃገርን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይዝምዕበለት ኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅን ዘላቒ ሰላምን ብንቕሓት ክሳተፉ ይግባእ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ሚኒስትር ሰላም…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተሃነፁ ዝተፈላለዩ 31 ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎም 13 ፕሮጀክታት መገዲን 8 ድልድላትን ተመሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኖም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዱስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈጉባኤ ወ/ሮ ቡዜና…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ደ ሲልቫ ዘቲዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ መበል 17 ጉባኤ ብሪክስ ምስ ፕሬዚዳንት ሉዊዝ ኢናቺዮ ሉላ ደ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ናፅነት በዓል ኮሞሮስ ነጻነት ንምስታፍ ናብ ሞሮኒ ኮሞሮስ ኣቕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ናፅነት በዓል ኮሞሮስ ነጻነት ንምስታፍ ናብ ሞሮኒ ኮሞሮስ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ  ልኡል ሰይድ ኢብራሂም ሞሮኒ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ እታ ሃገር ኣቀባብላ…

ፍልሰት ብኣግባቡ እንተተመሪሑ ዕድል ልምዓት ዝፈጥር ኢዩ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍልሰት ብኣግባቡ እንተተመሪሑ ዕድል ልምዓትን ዕብየትን ዝፈጥር ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓመታዊ ኣኼባ ብሄራዊ ፍልሰት እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ። ኣይተ ተመስገን፥ ልኡላውነት፣…

 “ከጋጥሙ ዝኽእሉ ስግኣታት ካብ ርሕቕ ናይ ምትራፍ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና”ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከጋጥሙ ዝኽእሉ ስግኣታት ካብ ርሕቕ ናይ ምትራፍ ብቕዓት ዘለዎ ሰራዊት ሃኒፅና ኢና ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ኮሌጅ ኣዛዝነትን ስታፍን ሰራዊት ምክልኻል ንመበል 15 እዋን ዘሰልጠኖም ካብ ኩለን…

ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊካን ምስ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ኣብ ጎቦ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። “ብምትካል ምብራኽ” በዝብል ብዝተሰየመ ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ገብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብምስታፎም ዝተሰመዖም ታሕጓስ…

“ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ” ንዘበናት ድልየት ዴሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ መፅሓፍ እዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓበሪ ማእኽልን ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ" እቲ መፅሓፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘበናት ድልየት ዲሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ ብርሃን ፍልጠት…

መራሕቲ ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መራሕቲ ሃገር ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ላዕለዋይ ሓለፍነት ስራሕ መንግስቲ…

ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ…